ኣብ ኣሜሪካ ጎማ ቦይንግ ኣውሮፕላን ፈንዲኡ ህይወት 2 ክልተ ናይ ፅገና ሰራሕተኛታት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኣትላንታ ጎማ ቦይንግ ኣውሮፕላን ፈንዲኡ ህይወት 2 ክልተ ናይ ፅገና ሰራሕተኛታት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
ቦይንግ 757-232 ዝብል መፍለዪ ፍርያት ዘለዋ እታ ኣውሮፕላን ንብረት መገዲ ኣየር ዴልታ ኣሜሪካ እንትትከውን÷ ኣብ ዓለም ለኸ…