Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ንሼኽ ዓብዱ ያሲን ብምቕታል ዝተጠርጠረ መሓመድ ሽኩር አበባው ዝረኣየ ሓበሬታ ንክህብ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንሼኽ ዓብዱ ያሲን ብምቕታል ዝተጠርጠረ መሓመድ ሽኩር አበባው ዝረኣየ ሓበሬታ ንክህብ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሼኽ ዓብዱ ያሲን ካብ ዒሻን ሰላት እናተመለሱ እናሃለዉ ብዝተተኮሰሎም ጥይት ሀይወቶም ምሕላፉ ይዝከር። እቲ ቅትለት ስዒቡ…

ኤምባሲታትን ኣምባሳደራትን ዝተፈላለያ ሃገራት ንበዓል ልደት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲታትን ኣምባሳደራትን ዝተፈላለያ ሃገራት በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ንኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኤምባሲታት ጀርመንን ጣልያንን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት÷ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት…

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝነብሩ ወገናት መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝነብሩ ወገናት መኣዲ ኣካፊለን። በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት ምገባ ተስፋ ብርሃን ምክፋል ተወጊኑ፡፡…

ኣብ ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ማራቶን ዱባይ 2024 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ኣዲሱ ጎበና እንትዕወት÷ ለሚ ዱሜቻ 2ይ፣ ደጀኔ መገርሳ 3ይ ከምኡ እውን ኣብዲ ፉፋ 4ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ታሪክ ዓለምን ደቂ ሰባትን ዝቐየረ ክርስቶስ ኣብ ገበላ ክውለድ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…

ስርዓት “ስማርት ኮርት” ብኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ማዕቢሉ ንላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት “ስማርት ኮርት” ብኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ማዕቢሉ ንላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ተመሓላሊፉ። “ስማርት ኮርት” ስርዓት ፍትሒ ኣብ ምቅልጣፍን ግልፅነትን ተሓታትነትን ኣብ ምንጋስን ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ኣብ ውሽጡ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ዜጋታት ብምሕዳስ ንሰብ ዋና ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ዘለዉ ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ዜጋታት ብምሕዳስ ንሰብ ዋና ኣረኪቡ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣገኘሁ ተሻገር፥ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ካብ መንጎ ዝሰርሖም ብዙሓት ልምዓታዊ ስራሕቲ ሰብ ተኮር…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 263 ሺሕ ንዝኾኑ ነበርቲ መርሃ ግብሪ እንግዶት መኣዲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 263 ሺሕ ንዝኾኑ ነበርቲ መርሃ ግብሪ እንግዶት መኣዲ ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ዓቕሚ ዘይብሎም፣ ጉድኣት ኣካል፣ ሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ትሑት እቶት ዘለዎም ዜጋታትን ተረኺቦም። ካብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዝተሃነፀ ንትሑት ኣታዊ ዘለዎም ዝኸውን ኣባይቲ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዝተሃነፀ ተወሳኺ ንትሑት ኣታዊ ዘለዎም ዝኸውን ኣባይቲ መሪቖም። እቲ ክልተ በዓል 11 ደብሪ ህንፃታት  ኣብ 1 ሺሕን 523 ነጥቢ 3 ሜትር ካሬ ዝተሃነፀ ኢዩ። ኣብ ውሽጢ ሰለስተ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ በዓላት ልደትን ጥምቀትን ንምኽባር ዘኽእል ምድላዋት ከምዝተገበረ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ በዓላት ልደትን ጥምቀትን ንምኽባር ዘኽእል ምድላዋት ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ክፍሊ ዋና ሚዲያ እቲ ኮሚሽን ም/ኮማንደር መሳፍንት እሸቴ፥ እቶም በዓላት ብሰላም ንክኽበሩ ክሳብ ታሕተዋይ መሓውር ዝወረደ…