Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጋዛ ዝበፅሕ ጉድኣት ንክትቅንስ ኣሜሪካ ሓቲታ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጋዛ ዝበፅሕ ጉድኣት ንክትቅንስ ኣሜሪካ ሓቲታ። ሚኒስቴር ጥዕና ፍልስጤም፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ጥራሕ ኣብ ጋዛ 249 ዜጋታት ህይወቶም እንትስእኑ 510 ድማ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኢዩ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…

ፍራንዝ ቤከንባወር ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ምዕራብ ጀርመንን ጋንታ ባየርሙኒክን ፍራንዝ ቤከንባወር ኣብ 78 ዓመቱ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ቤከንባወር ጀርመን ብ1974 ፅዋዕ ዓለም እንትተልዕል ንሃገራት ጋንታኡ ብኣምበልነት ክመርሕ ዝኸኣለ እንትኸውን÷…

ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ ሂዝቦላህ ብመጥቃዕቲ እስራኤል ከምዝተቐተለ ተሰሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ ሂዝቦላህ ዊሳም ታዊል ብመጥቃዕቲ እስራኤል ከምዝተቐተለ ተሰሚዑ። እቲ ወታደራዊ ኣዛዚ እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላን ኢዩ ተቐቲሉ፡፡ ዊሳም ታዊልን ካልኦት ኣባላት ሂዝቦላህን…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሶማሊላንድ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሶማሊላንድ ሜጄር  ጄኔራል ኑህ ኢስማኤል ታኒ ዘቲዮም እቲ ዘተ ኣብ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም…

ኣብ ኲናት እስራኤልን ሃማስን 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ፍልስጤማውያን ካብ ጋዛ ተመዛቢሎም – ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ክሳብ ሕዚ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ፍልስጤማውያን ካብ ጋዛ ከምዝተመዛበሉ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣፍሊጡ። እቶም ተመዛበልቲ ሰሜን ጋዛን ጋዛን ሓዊሱ ካብ ሓሙሽተ ግዝኣታታ ዝተውፃእፅኡ እንትኾኑ÷ ውሕመ…

ብንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ዲጂታል ኣማራፂታት 2 ነጥቢ 8 ትሪሊየን ብር ዕድጊት ተፈፂሙ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ናይ መጀመርታ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብዲጂታል ኣማራፂታት 2 ነጥቢ 8 ትሪሊየን ብር ዕድጊት ከምዝፈፀመ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ዲቪዥን ማኔጅመንት መርቸንትን ኤጀንትን ዲጂታል ባንኪንግ ብሌን ሃይለሚካኤል÷…

ሓደጋ መገዲ ኣየር ኣላስካ ስዒቡ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፕላናት ቦይንግ ንከይበራ ኣጊደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደጋ መገዲ ኣየር ኣላስካ ስዒቡ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፕላናት ቦይንግ ንከይበራ ኣጊደን። ምምሕዳር ኣቪዬሽን ፌዴራል ኣሜሪካ (ኤፍኤኤ) ትማሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ኤጀንሲ ድሕንነተን ብዝሓለወ መገዲ ምስራሕ ከምዝከኣል ክሳብ ዝረጋገፅ ብሓፈሻ…

ስምምዕነት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ንኢትዮጵያ ካብ ብሪክስን ኣህጉራዊ ናፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ተጠቃሚት ዝገብር ኢዩ – ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰነድ ስምምዕነት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ንኢትዮጵያ ካብ ብሪክስን ኣህጉራዊ ናፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ተጠቃሚት ዝገብር ከምዝኾነ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ገሊፆም። ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ÷ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ክልኦት…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዪንቨርስታት ነባርን ሓደሽቲን ተምሃሮ ይፅውዓ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዪንቨርስታት ነባርን ሓደሽቲን ተምሃሮ ይፅውዓ ኣለዋ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብቲ ክልል ዘላዋ ዩንቨርስታት ካብ 1 ጥሪ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ክልተ ሰሙናት ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅምራ ዕላዊ ምግባሩ…

ኩባንያታት ግዝኣት ሁቤይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዋፊሮም ዕድል ስራሕ ኣብ ምርፍጣር ዕዙዝ ግደ ይፃወቱ ኣለዉ – ኣምባሳደር ተፈራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያታት ግዝኣት ሁቤይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዋፊሮም ዕድል ስራሕ ኣብ ምርፍጣር ዕዙዝ ግደ እናተፃወቱ ከምዝኾኑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብታ ግዝኣት “ጎ ግሎባል” ብዝብል ኣብ ዝተሰናደአ ጉባኤ…