Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ክልል ትግራይ ለውጢ ከባብያዊ ኣየርን ድርቅን ንምክልኻል 382 ወሓዝቲ ንምልማዕ ዘኽእል ፕሮጀክት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ለውጢ ከባብያዊ ኣየርን ድርቅን ንምክልኻል 382 ወሓዝቲ ንምልማዕ ዘኽእል ፕሮጀክት እናተሳለጠ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። መተሓባበሪ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ልምዓት ወሓዝቲ እቲ ቢሮ ኣይተ…

ተግባራት ገበን ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ንፖሊስ ዘብፅሕሉ መተግበሪ ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ተግባራት ገበን ንፖሊስ ዘብፅሕሉ መተግበሪ ሞባይል ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስራሕ ከምዝውዕል ኮሚሽነር ጄኔራል ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ኣፍሊጦም። ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ድሕሪ ለውጢ ሰላምን…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝሳተፋ ዝተፈላለያ ሃገራዊ ጋንታታት ናብ ኣቢጃን ይኣትዋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኮትዲቯር ዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ዝሳተፋ ዝተፈላለያ ሃገራዊ ጋንታታ ናብ ኣቢጃን ይኣትዋ ኣለዋ፡፡ ትማሊ ምሸት ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣብ ኮትዲቯር ዝኣተወት እንትትከውን÷ ፕሬዚዳንት እታ ሃር ማኪ ሳል ምስቲ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውሕመ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ቴቴ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ እዋናዊን ዞባዊን ጉዳያት፣ ምንቅስቓስ ናፃ ንግዲ ኣፍሪካን ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ ካብ ሚኒስቴር…

ዓውደ ምርኢት “ዲፕሎማሲና ንብሄራዊ ረብሓና” ፅባሕ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ዲፕሎማሲና ንብሄራዊ ረብሓና" ብዝብል ዝካየድ ሰሙን ዓውደ ምርኢት ዲፕሎማሲ ፅባሕ ብዕሊ ከምዝኽፈት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም (ዶ/ር) እቲ ዓውደ ምርኢት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃዎ መብርሂ፤…

ግልጋሎት ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ን10 መዓልቲታት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ንዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ከምዝተናወሐ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ብሲስተም ምቁርራፅን ምስ ኣወዳድባ ክልላትን ተተሓሒዙ ከይዲ ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ስለዝተኣጓጎለ 10 መዓልቲታት ምንዋሕ ኣድላዪ ኮይኑ…

ኢትዮጵያ ዓውዲ መዓድና ብቴክኖሎጂ ንምድጋፍ ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ብሓባር ብምስራሕ ይሰርጅ ኣለኹ ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ መዓድን ብቴክኖሎጂ ንምድጋፍ ምስ መንግስቲ ቼክ ሪፐብሊክ ብሓባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኘ (ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኘ (ኢ/ር) ምስ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ሚሮስላቭ ኮሴክ ኣብ…

ቱርኪ ካልኣይ ሞዴል ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቶግ ዝተባህለ መፍረዪ መኪና ኩባኒያ ቱርኪ ካልአይቲ ሞዴል መኪና ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈረየት እታ ካልአይቲ ሞዴል መኪና÷ “T10F” ዝብል መፍለዪ ፍርያት ዝተውሃባ እንትኸውን÷ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ኣሜሪካ ላስ…

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ሁዋዌ ኢትዮጵያን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑዎም ጉዳያት ኣድሂቦም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ሁዋዌ ኢትዮጵያን ኣብ ስራሕቲ ኣናእሽተይ ቀረባት ሓይሊ ዘቀላጥፉ ቴክኖሎጂታትን ብዝምልከት ብሓባር ኣብ ዝሰርሑዎም ጉዳያት ኣድሂቦም ዘቲዮም። ሁዋዌ ኢትዮጵያ ንዕዳጋ ዘቕርቦምን ኣናእሽቲ ቀረባት ሓይሊን ዘቀላጥፉ ቴክኖሎጂታት፣…

ቻይና ምስ ኣሜሪካ ጥዑይ ወታደራዊ ርክብ ክህልዋ ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ጥዑይን ኣብ ምክብባር ዝተመስረተን ወታደራዊ ርክብ ክህልዋ ከምትደሊ ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና ቅዋሙ ዘፍለጠ ኣብ ዋሽንግተን ኣብ ዝተሰናደአ መበል 17 ዘተ ፖሊሲ ምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ከምዝኾነ ሲጂቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡…