Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንወልቂጤ ከተማ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ረኺባ፡፡ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ጌታነህ ከበደ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብ…

4ይ ውድድር ድምፃውያን ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ፅባሕ እውን ኣብ 2ይ ሰሙን ውድድሩ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓፈ ቀዳም ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ዝጀመረ 4ይ ውድድር ድምፃውያን ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ፅባሕ እውን ኣብ 2ይ ሰሙን ውድድሩ ክቕፅል ኢዩ። ኣብ ዕለታዊ ኣቀራርባ ተወዳደርቲ ትኹረት ዝገበረ 4ይ ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ውድድር ፋና ላምሮት…

ብሪታንያ ንዩክሬን ትገብሮ ሓገዝ ናብ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፓውንድ ክተዕቢ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ንዩክሬን ትገብሮ ሓገዝ ናብ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፓውንድ ከምተዕቢ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሪሺ ሱናክ ኣፍሊጦም፡፡ እቲ ሓገዝ ድሕሪ ምውላዕ ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ዝግበር ዝዓበየ ናይዚ ዓመት ምልዕዓል ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ህይወት ነበርቲ ወንጪ ዳንዲ ዘቕለለ ተንጠልሊ ድልድል

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ ዳንዲ ንብዙሓት ዜጋታት ካብ ዝፈጠሮ ዕድል ስራሕ ብተወሳኺ ኣብ ዕድላት መሰረተ ልምዓትን ካልኦት ዓውዲታትን ተጠቃሚ ከምዝገበሮም ነበርቲ እቲ ከባቢ ገሊፆም። ልንዓት ወንጪ ዳንዲ ናብቲ ከባቢ ካብ ሞንጎ…

ኣብ ምድላው ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምድላው ፖሊሲ ስግግር ፍትሒን ኣብቲ ጉዳይ ኣብ ቀፃሉ ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታን ዝጠመተ ዘተ ምክያዱ ሚኒአ,ስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ፍትሒ ኣይተ በላይሁን ይርጋን ኣብ ቢሮ ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ዳግመ ህንፀት ነባራት ኣስፋልት መገድታት ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳግመ ህንፀት ነባራት ኣስፋልት መገድታት ከተማ መቐለ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ይሳለጥ ኣሎ። ምምሕዳር ከተማ መቐለ፥ ኣብ ከባቢ ቐዳማይ ወያነ ዝርከቡ ነባራት መገድታት ነዊሕ ዓመት ግልጋሎት ዝሃቡ ብምዃኖምን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከም ብሓዱሽ ንምህናፅ…

ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ ከምዝደብደቡ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ብሪታኒያን ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ ኢዮም ኣብ ዝበሉዎም ከባቢታ ደብዳብ ከምዝፈፀሙ ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ሎሚ መዓልቲ ብጥምረት ስጉምቲ ወሲደን ዘለዋ÷ እቶም ዓመፅቲ ንሰሙናት ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ መጥቃዕቲ እናፈፀሙ ምፅነሖም ስዒቡ…

ትሚሊ ዝተኸፈተ ዓውደ-ምርኢት ዲፕሎማሲ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሚሊ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም “ዲፕሎማሲና ንብሄራዊ ረብሓና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኸፈተ ዓውደ-ምርኢት ዲፕሎማሲ ሎሚ መዓልቲ ብፓናል ዘተ ይቕፅል ኣሎ። ኣብቲ ፓናል ዘተ÷ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት…

መንእሰይ ወለዶ ናይ ሓባር ፅባሕ ምህናፅ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንእሰይ ወለዶ ናይ ሓባር ማንነትና ብምፍላጥ ናይ ሓባር ፅባሕ ምህናፅ ከምዘለዎ ተገሊፁ። “ግደ ምሁራን መናእሰይ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዋና ቤት ፅሕፈት ሊግ መናእሰይ ፓርቲ በልፅግና ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።…

ትካላት አሀወፅቲ ንካልኣት ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ሃገር ንምህዋፅ ምድላዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት አሀወፅቲ ንካልኣት ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ሃገሮም ንክፈልጡ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ምድላዎም ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዘቕረብዎ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ይኣትዉ…