ህዝቢ ካብ ስኑዕ ሓበሬታ ብምርሓቕ ልዕልነት ሕጊ ዝተረጋገፀላ ክልል ንምህናፅ ንክረባረብ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተረኸበ ሰላም ሙሉእ ንክኸውን ካብ ስኑዕ ሓበሬታ ብምርሓቕ ልዕልነት ሕጊ ዝተረጋገፀላ ክልል ንምህናፅ ንክረባረብ ፃውዒት ቀሪቡ።
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ብምግባር መግለፂ ሂቡ።
ኣብ…