Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ቢሮ ምምካን ፈንጂ ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ቢሮ ምምካን ፈንጂ ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ ገሊፁ። ቢሮ ምምካን ፈንጂ ምክልኻል ሃገር ምስ ቢሮ ምትሕብባር ፀፅታን ድሕንነትን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ኣካይዱ። ሓላፊ ቢሮ ምምካን ፈንጂ ምክልኻል…

መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ወድብ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ሓለፍቲ ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈት ክልላት ተረኺቦም። ኣይተ ኣደም፥ ብኣረኣእያን…

ካብ ኮማንድ ፖስት ጎጃም ቀጠና ወፍሪ ዝተቐበሉ ኣመራርሓታት ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝሰርሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኮማንድ ፖስት ጎጃም ቀጠና ወፍሪ ተቐቢሎም ኣብ ወረዳታት ስራሕቲ ህዝቢ ምስ ህዝቢ እናወገኑ ዝነበሩ ኣመራርሓታት ክሳብ ሕዚ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ፀብፃብ ምውፋር ኣመራርሓ እቲ ዞባ ነቲ ኮማንድ ፖስት ዘቕረቡ ኣመሓዳራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም…

ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ሓደሽቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ካብ ዝተፈላለዩ ክልላት ዝመፅኡ ሓደሽቲ ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ኣማኻሪ ጉዳይ ምምሕዳርን ተምሃሮን እቲ ዩኒቨርስቲ መምህር ገብረሚካኤል ታፈረ ከምዝገለፅዎ÷ ብሚኒስቴር ትምህርቲ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም…

ኣብ ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ቅርስታት ምትእኽካብ ጀሚርና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ቅርስታት ካብ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ምትእኽካብ ከምዝተጀመረ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እቶም ዝእከቡ ዘለዉ ቅርስታት፥ ምስ ዝነበረ ኲናት፣ ጅግንነትን ዓወትን ዝምድና ዘለዎም ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…

ኣብ ትግራይ ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝኽበር “ወርሒ ጥዕይቲ ኣደ” ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 01 ጥሪ ክሳብ 30 ጥሪ 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ "ፍትሓውን ፅሬት ዘለዎን ክትትል ቅደመ ወሊድ ብእዋኑ ብምጅማር ጥዕና ኣዴታት ነረጋግፅ" ብዝብል መራሕ ሓሳብ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ክልል ብምኽንያት ኲናት ተቛሪፁ ዝፀንሐ…

ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ምዕባይ ናይ ዝርከባ ሃገራት ስራሕ ብ60 ሚኢታዊ ፅዕንቶ ከምዘሕድር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ምዕባይ ናይ ዝርከባ ሃገራት ስራሕ ብ60 ሚኢታዊ ፅዕንቶ ከምዘሕድር ተገሊፁ። ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ) ክሪስታሊና ጂኦርጄቫ ምስ ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒት÷ ኣብ ስዊዘርላንድ…

ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ሰለኽለኻ ተቛሪፁ ዝነበረ ከቢድ መጥባሕቲ ስርሑ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ኣብ ዘሎ መባእታዊ ሆስፒታል ሰለኽለኻ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ተቛሪፁ ዝነበረ ከቢድ መጥባሕቲ ስርሑ ጀሚሩ። መተሓባበሪ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ጌታቸው ሃይለ፥ ሆስፒታል ሱሑል ሽረ፣ ሪፈራል ሆስፒታል ኣክሱምን ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ…

ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ፊፋ እዚ ዓመት ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ፊፋ እዚ ዓመት ብምዃን ተሓርዩ። ትማሊ ለይቲ ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ብሉፃት ተፃወትቲ ፊፋ 2023÷ ኣርጀንቲናዊው ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ እዚ ዓመት…

ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ካሜሮን ምስ ጊኒ ከምኡ እውን ኣልጄሪያ ምስ ኣንጎላ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራውያ ጋንታታት ካሜሮን ምስ ጊኒ  ከምኡ እውን ኣልጄሪያ ምስ ኣንጎላ ዝገበረኦ ፀወታ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ትማሊ ምሸት ሰዓት ክልተ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ካሜሮንን ጊኒን 1 ን 1 ማዕረ ዝተዛዘመ…