Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ወላይታ “ዮዮ ጊፋታ” ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን ብሄር ወላይታ በዓል "ዮዮ ጊፋታ" ኣብ ኣብ ስታዲየም ወላይታ ሶዶ ብዝተፈላለዩ ምድለዋት እናተኸበረ ውዒሉ። “ጊፋታ” ህዝቢ ወላይታ ኣረጊት ዘበን ኣፋኒዩ ሓዱሽ ዓመት ዝቕበለሉን ተረሓሒቖም ዝፀንሑ ዘመድ ኣዝማድ ተራኺቦም ብፍቕሪ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዳማ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ትሩፋት ሌማት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ብምግቢ ዓርስኻ ንምኽኣል ዝተትሓዘ ሸቶ ንምዕዋት ዝተጀመሩ ስራሕቲ መርአዪ ኢዮም ክብሉ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም፡፡ ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተውሃበ ዝርከብ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ይቕፅል ኣሎ።…

በዓላት መስቀል ዳሜራን ኢሬቻን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበሩ ምድላው ተገይሩ – ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት መስቀል ዳሜራን ኢሬቻን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበሩ ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ሊዲያ ግርማ÷ እቶም በዓላት ባህላዊን መንፈሳዊን ክብቲታቶም ሓሊዮም ብዘይ…

ላዕለዋይ ኣዛዚ ሂዝቦላ ዝኾነ ኢብራሂም ኣቂል ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ቤሩት ብዝፈነወቶ መጥቃዕቲ ኣየር ላዕለዋይ ኣዛዚ ሂዝቦላ ዝኾነ ኢብራሂም ኣቂል ከምዝተቐተለ ተገሊፁ። እስራኤል ላዕለዋይ ኣዛዚ ጉጅለ ሂዝቦላ ዝኾነ ኢብራሂም ኣቂል ዒላማ ብምግባር እቲ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃና ፍልፍላት…

ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትሕብባር ምርምር ኣፍሪካ ን1 ዓመት ንኽትመርሕ ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትሕብባር ምርምር ኣፍሪካ (ኤኤፍኣርኤ) ንሓደ ዓመት ንኽትመርሕ ተሓሪያ። ኤኤፍኣርኤ ሃገራት ኣፍሪካ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኒውክሌር ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1990 ዝመስረተኦ እንትኸውን÷ ኣብዚ ሕዚ…

ውሕመ ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ። መበል 25 ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰላም "ባህሊ ሰላም ምድንፋዕ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ሰላም፣ ውሕመ፣…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳእና ንመቐለ 70 እንደርታ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ 2017 ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ተጀሚሩ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ መኽፈቲ ፀወታ÷ ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንጋንታ መቐለ 70 እንደርታ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡…

ግምቱ ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝኾነ ንብረት ብምስራቕ ዝተጠረጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግምቱ ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝኾነ ንብረት ብምስራቕ ዝተጠረጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። 3 መስከረም 2017 ዓ.ም ለይቲ ሰዓት 10፡30 ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 5 ኣብ ህንፀት ዝርከብ ኣዳምስ…

ኢራን ብሄራዊ መዝሙር እታ ሃገር ኣየኽበረን ዝበለቶ ዲፕሎማት ታሊባን መብርሂ ንኽህቡ ፀዊዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ብሄራዊ መዝሙር እታ ሃገር ኣየኽበረን ንዝበለቶ ዲፕሎማት ታሊባን መብርሂ ንኽህብ ከምዝፀወዐት ተሓቢሩ። ምክትል ሚኒስትር ሃጅን ጉዳያት ሃይማኖትን ታሊባን ኣዚዙርማን መንሱር ንመበርሂ ዝተፀውዑ÷ ኣብ ቴህራን ኣብ…

ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኢነርጅ ኣቶሚክ ንኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ከምዝሕግዝ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኢነርጂ ኣቶሚክ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕክምና፣ ትምህርቲን ካልኦት ዓውዲታትን እናወገነቶም ንትርከብ ተግባራት ከምዝሕግዝ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ኣብ ኦስትሪያ-ቬና ኣብ ዝተኻየደ መበል 68 ዓመታዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኢነርጂ…