Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ልዕሊ 20 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ ትሑትን ማእኸላይን መስመር ቅድመ ፅገና ተወጊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ መንፈቕ ዓመት ልዕሊ 20 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ ትሑትን ማእኸላይን መስመር ቅድመ ፅገና ስራሕ ከምዝተወገነ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ ብብርኪ ሃገር ን609 ትራንስፎርመራ ስራሕቲ ምዕባይ ዓቕሚ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ፡፡…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 779 ሺሕ ንዝኾኑ ተምሃሮ ግልጋሎት ምገባ እናተውሃበ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንልዕሊ 779 ሺሕ ተምሃሮ ግልጋሎት ምገባ ከምዝተውሃበ ኤጀንሲ ምገባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወ/ሮ ሽታዬ መሃመድ ከምዝገለፀኦ÷ ኣብዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሓገዝ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ። "ዳግም ምትእምማን ምህናፅ" ብዝብል ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 54 ናይዚ ዓመት ጉባኤ፥…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናሚቢያን ማሊን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ናሚቢያን ማሊን ንመጋጥምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን፡፡ ኣብ ምድብ 5 ዝርከባ ናሚቢያን ቱኒዚያን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ናሚቢያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ንናሚቢያ ተዓዋቲት ዝገበረት ሸቶ…

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ዝተገበረ ስምምዕነት ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ኢዩ – ኣምባሳደራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ዝተገበረ ስምምዕነት ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ኢዩ ክብሉ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘለዉ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ገሎፆም። እቶም ኣምባሳደራት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብዛዕባ እቲ ሰነድ…

ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ። በርትራንድ ትራኦሬ ኣብ መበል 96 ደቒቓ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢያ ቡርኪናፋሶ ክትዕወት ክኢላ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ካብ ዩንቨርስቲ መውፅኢ ፈተና ዳግም ዝወስዱ ተምሃሮ ካብ 27 ጥሪ ጀሚሮም እቲ ፈተና ከምዝፍተኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ካብ ዩንቨርስቲ መውፅኢ ፈተና ዳግም ዝወስዱ ተምሃሮ ካብ 27 ጥሪ ጀሚሮም እቲ ፈተና ከምዝፍተኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ካብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኩሎም ቅድመ ምረቓ ፕሮግራማት ንሕፁያት ተመረቕቲ ካብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምፍናው ታቦትን በዓል ጥምቀትን ብሰላም ንምኸባር ዘኽእል እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምፍናው ታቦትን በዓል ጥምቀትን ብሰላም ንምኸባር ዘኽእል እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን ገሊፁ። እቲ ቢሮ ኣብታ ከተማ ምስ ዘለዉ 141 ሺሕ ኣባላት ሰራዊት ሰላም ዘቲዩ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ሊዲያ ግርማ፥…

ኣየር ክልል ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ዝከላኸሉ ዕጥቂታት ምዕጣቕ ክንቅፅል ኢና – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየር ክልል ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ዝከላኸሉ ዘበናዊ ናይ ውግእ ዕጥቂታት ምዕጣቕ ተጠናኺ ከምዝቕፅል ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር  ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፀም። ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዘበናዊ ዝኾነ ቀዳማይ ዙር ተዋጋእቲ ጀታት…

ፕሮግራም ልምዓት እዋን ህፃንነት ንምሕጋዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ “ፕሮግራም ልምዓት እዋን ህፃንነት“ ንምሕጋዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ዩኒሴፍ ከቲመን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቡበክር…