Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ሆስፒታል ዓይደር ግልጋሎት ኣወሃህብኡ ንምምሕያሽ ብምትሕብባር ክስራሕ ኢዩ – ዶክተር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ግልጋሎት ኮምፕሬንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ንምምሕያሽ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ከምዝስራሕ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። እተን ሚኒስትር÷ ምንቅስቓስ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ተዘዋዊረን ተመልኪተን።…

በዓላት ምፍናው ታቦትን ጥምቀትን ብሰላም ንኽኽበር ትልሚ ኣውፂኡ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት ምፍናው ታቦትን ጥምቀትን 2016 ዓ/ም ብሰላም ንኽኽበር ትልሚ ኣውፂኡ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። መዳርግቲ ኣካላትን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተለመደ ምትሕብባሮም ኣጠናኺሮም ንኽቕፅሉ እቲ ግብረ…

ቤት ምኽሪ መናእሰይ ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊላንድ ዝተገበረ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድ ዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ፉኣድ ገና ነቲ ስምምዕነት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ቤት ምኽሪ ተረባሕነት መናእሰይ፣ ኣካታታይነትን…

78 ዓመት ዕድመ ዘለወን ወላዲቱ ዝቐተለ ተኸሳሲ ብፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)78 ዓመት ዕድመ ዘለወን ወላዲቱ ዝቐተለ ተኸሳሲ ብፅኑዕ ማእሰርቲ ከምዝተቐፅዐ ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ፡፡ ኣዲስ ኣስራት ይመር ዝተባህለ ተኸሳሲ ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 04 ከባቢ ቤት ትምህርቲ ደብረሰላም ምስ ጓል 78 ዓመት እንኡ ይነብር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ በዓል ሓደራ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ በዓል ሓደራ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ዘንዋር ኡል ሃቅ ካካር ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ ክሎስተር እናተኻየደ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም…

ኢራን ኣብ ጉጅለ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ኣብ ግዝኣት ፓኪስታን ዝርከቡ ጉጅለ ዕጡቓት ዝዓለመ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃማ ተገሊፁ፡፡ እቲ መጥቃዕቲ ብኲናት እስራኤልን ሃማስን እናተሓመሰ ዝርከብ ዞባ ማእኸላይ ምብራቕ ናብ ዝ ዝበኣሰ ወጥሪ ከምዝኣተወ ዘርኢ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት…

ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሓይሊ ሜካናይዝድ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኤታማዦር ሹም ላዕለዋይ ሓይሊታት ጦር ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ዝርከብ ሓይሊ ሜካናይዝድ ተዓዚቡ። እቲ ልኡኽ ከይዲ ስልጠና እቲ ሓይሊ ሜካናይዝድ ዝተመልከተ እንትኸውን÷ ድሕሪ ትዕዝብቲ ድማ ጄኔራል ኣበባው ታደሰ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ቦርግ ብሬንድ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ንመበል 54 ግዘ ኣብ ዳቮስ ስዊዘርላንድ እናተኻየደ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ኢዩ፡፡…

6 ኢትዮጵያዊያን ህፃናት ናፃ ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ንምግባር ናብ እስራኤል ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ሕማም ልቢ ዘለዎም ኢትዮጵያዊያን ህፃናት ናፃ ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ንምግባር ምስ ኣዲኦም ናብ እስራኤል ኣምሪሖም። ናይ ሕክምና ወፃኢ ድማ ‘ሴቭ ኤ ቻይልድ’ስ ኸርት’ ብዝተብሃለ ትካ ገባሪ ሰናይ እስራኤል ከምዝሽፈን ሓበሬታ ኤምባሲ እስራኤል…

ቅሪተ-ኣካል ድንቅነሽ (ሉሲ) ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ዝኽሪ በዓል ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅሪተ-ኣካል ድንቅነሽ (ሉሲ) ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ዝኽሪ በዓል ይካየድ ኣሎ። እቲ ቅሪተ-ኣካል ብዝረኸቡዎ ፕሮፌሰር ዶናልድ ጆሃንሰን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ብሄራዊ ሙዚየም ዑደት እናገበረ ይርከብ። ኣብ መርሃ-ግብሪ ኢትዮጵያ ዘርኢ ወዲ…