Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኢትዮ ቴሌኮምን ኩባንያ ዜድ ቲ ኢን ዝተፈላለዩ ሞባይል ቴሌፎን ብሓባር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ኩባንያ ዜድቲኢን ዝተፈላለዩ ሞባይል ቴሌፎን ብሓባር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ተስማዕሚዖም። ኢትዮ ቴሌኮም ብሌድ ቨርዥን V50 ዲዛይን ዜድቲኢ ሓዊሱ ስማርት ቴሌፎናት A40ን A54ን ንዓማዊል ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ምስቲ ኩባሊያ ከቲሙ።…

ብሓባር ናይ ምልማዕ መትከል መሰረት ዝገበረ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕቶ ህልውና ኢዩ- ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓባር ናይ ምልማዕ መትከል መሰረት ዝገበረ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕቶ ህልውና ኢዩ ክብል ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሕቶ ህልውና ኢትዮጵያ…

ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት ልዕሊ 496 ሺሕ ጉዳያት ብምትእንጋድ 1 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት ልዕሊ 496 ሺሕ ጉዳያት ብምትእንጋድ 1 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ኣለምሸት መሸሻ፥ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተቐመጠ ትልሚ ኣብ ምዕዋት ዝሓሸ ስራሕቲ…

ኢትዮጵያ ንመግለፂ ሊግ ዓረብ ኣጥቢቓ ተቓዊማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመግለፂ ሊግ ዓረብ ኣጥቢቓ ከምእትቃወም ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ እቲ መግለፂ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይን ልኡላውነትን ኢትዮጵያ…

በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ብድምቀት ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ማይጨው ብድምቀት ክኽበር ኢዩ። በዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል በቢ ዓመቱ ኣብታ ከተማ እንትኽበር ካብ ትፈላለዩ ከባቢታት ኣጋእሽ ብምምፃእ መንእሰይ ራያ ብሁራ፣ ዓበይቲ ኣንስቲ ገዳኣማኖ፣ ስነ-ስርዓተ ዝማረ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ታቦት ዝሓልፈሉን ዝሓድረሉን ከባቢ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቦታት ሃይማኖት ዝተፈላለያ እምነታትን ኣፅሪዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ታቦት ዝሓልፈሉን ዝሓድረሉን ከባቢ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቦታት ሃይማኖት ዝተፈላለያ እምነታትን ኣፅሪዮም። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ሒክማ ኸይረዲን፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኢትዮጵያን ስሎቬኒያን ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ንምግባር ኣብ ምርድዳእ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስሎቬኒያን ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ንምግባር ኣብ ምርድዳእ ከምዝበፅሓ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዳቮስ እናተኸየደ ምስ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም÷ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ደመቀ…

ስልጠና ኣመራርሓ መንግስቲ ንኽዕወት ንዝገበሩ ኣካላት ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት ብዝተፈላለዩ "ከዕዳ ወደ ምንዳ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ስልጠና ኣመራርሓ መንግስቲ ንኽዕወት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ስነ-ስርዓት ኣፍልጦን ምስጋናን ይወሃብ ኣሎ። እቲ ኣፍልጦን ምስጋናን ኣመራርሓታት ውዳበ ፀፅታ ሓዊሱ እቲ…

በዓል ጥምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሊቀ ጳጳስ እቲ ሃገረ ስብከት ብፁዕ ኣቡነ ሄኖክ እቲ በዓል ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም፡፡ ብፁእነቶም ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ጃን ሜዳ ብተወሳኺ ካብ 78…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ህዝቢ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ህዝቢ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን ተዛቲዮም። ኣብ'ቲ ዘተ ኣመራርሓ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን ትግራይ ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ተሳተፍቲ÷…