ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስድራ ኤመድ ትሬዲንግ 82 ቅርስታት ብውህብቶ ለጊሶም Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስድራ ኤመድ ትሬዲንግ 82 ቅርስታት ንሙዚየም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ብውህብቶ ለጊሶም። እቶም ስድራ ካብ ወላዲኦም ብሓደራ ዝተውሃቦም ቅርስታት ከምዝለገሱ ተገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደንቢ ኣሰራርሓን ስነ ምግባር ኣባላትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደንቢ ኣሰራርሓን ስነ ምግባር ኣባላትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ መመሓየሺ ደንቢ፥ ዝተጀመረ ሃገራዊ ሪፎርም፣ እዋናዊ ኣወዳድባ እቲ ባይቶን ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓን ንምኽታል ብዘኽእል መገዲ ጠመተ ከምዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ መቐለ እንትዓርፍ ትሑት ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ተገሊፁ Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣውሮፕላን ተጓዓዚያ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ መቐለ እንትዓርፍ ትሑት ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ተገሊፁ እቲ ጉድኣት ኣብ ተሳፈርቲን ሰራሕተኛታት በረራን ዘጋጠመ ምንም ጉድኣት ከምዘየለ እቲ መገዲ ኣየር ኣረጋጊፁ። ቁፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ፖነልን ካርኒቫልን ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ፖነልን ካርኒቫልን ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ፓነል፥ ካብ ወፃእን ውሽጢ ዓድን ዝመፅ ኣጋይሽ፣ ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልልን ዞባ ደቡበን፣ ነበርቲ እታ ከተማን ካልኦት ኣጋይሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ዛዕባታት ዘቲየን Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ዛዕባታት ምዝታየን ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ኣባላት ጉዳያት ምክልኻል ሃገር ፓርላማ ፈረንሳይ ከምዝዘተየ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከቢድ ድርቂ ዝርከብ ህዝቢ ንምድሓን ከም መንግስቲ ኩሉ ዓቕሚ ኣዋዲድና ክንሰርሕ ኢና -ኣይተ ጌታቸው Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ብድርቂ ኣብ ዝተጠቕዐ ከባቢ ወረዳ ኣፅቢ ጣብያ ፈለገ ወይኒ ዑደት ኣሳሊጦም። ብሰንኪ ድርቂ ንዝለዓለ ጉድኣት ተቓሊዕና ሕሱም ናብራ ነሕልፍ ኣለና ዝበሉ ነበርቲ ወረዳ ኣፅቢ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ንምብራኽ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ኢግናሲዮ ካሲስ ዘቲዮም። ኣብ ዳቮስ ኣብ ዝተሳለጠ እቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝህሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ብዝደመቐ መገዲ ንምኽባር ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ-ከንቲባ ኣዳነች Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብዝደመቐን ፍፁም ሰለማዊ ብዝኾነን መገዲ ንምኽባር ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች በዓል ጥምቀን ሃይማኖታዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ንክኽበር ኣቦታት ሃይማኖት ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ልኡኻት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ፣ ኡጋንዳን ደቡብ ኣፍሪካን ዘቲዮም Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ልኡኻት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ፣ ኡጋንዳን ደቡብ ኣፍሪካን ዘቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ትማሊ ኣብ ዝጀመረ መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ጎስጓስ ገለግለኛ ሃገራት (ናም) ይሳተፉ ኣለዉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንወተሃደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራትን ትካላት ሓገዝን መብርሂ ተዋሂቡ Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ወተሃደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራትን ተወከልቲ ሰብኣዊ ደገፍ ዝገብራ ትካላትን መብርሂ ተዋሂቡ። እቲ መብርሂ ኣብ ዝሓለፉ ዓመተ ፈረንጂ 2023 ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝጠመተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ…