Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣምባሳደራት ኢትዮጵያን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ጉዳይ ስራሕቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ እናገልገሉ ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ጉዳይ ስራሕቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተዛቲዮም። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ÷ ባህሊ፣ ጥበብን ስፖርትን ንዲፕሎማሲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ልኡል ፈይሰል ቢን ፈርሃን ኣልሳኡድ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዳቮስ እናተኻየደ ዝርከብ ኢኮኖሚክ ፎረም ዓለም እንትኸውን÷ ኣብ…

በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ሕቶ ምልማዕ ህዝበን ንምምላስ ይፅገማ ኣለዋ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ሕቶ ምልማዕ ህዝበን ንምምላስን ኩነታ ናብራ ንምምሕያሽን ልዑል ዝኾነ ፈተና እናጋፈጣን እናተፀገማን ከምዝርከባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ንጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኡጋንዳ…

ርእሳነ-ምምሕዳር ክልላት በዓል ጥምቀጥ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ-ምምሕዳር ክልላት በዓል ጥምቀጥ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ጥምቀት ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ “ሓድነት ብምጥንኻር፣ ድልድል ዕርቂን ይቕሬታን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ኡጋንዳ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ኡጋንዳ፣ ካምፓላ ኣምሪሖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብታ ሃገር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 19 ጉባኤ ርእሳነ ብሄርን ርእሳነ መንግስታትን ጎስጓስ ገለልተኛ ሃገራት ይሳተፉ ኣለዉ።…

እንኳዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ ብሰላም ኣብፀሐኩም -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ጥምቀት እንትነኽብር ካብ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ጉዳያት ብተወሳኺ ንጉዕዞ…

ኣብ ማይጨው ብምኽንያት በዓል ጥምቀት 10 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ዓብዪ ጉያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ማይጨው ብምኽንያት በዓል ጥምቀት 10 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ዓብዪ ጉያ ክልቲኡ ፆታ ተሳሊጡ። ኣብቲ ውድድር ጉያ ብደቂ ተባዕትዮ ብርሃኑ ሰለሙን ካብ ከተማ ማይጨው፣ ጌታቸው ባይርኡ ካብ ማእኸል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ መንደር ከተማ…

ኢትዮጵያ ካብ ብሪክስ ረብሓ ንምርካብ ጥራሕ ዘይኮነስ ግዴተኣ እውን ንምውፃእ ድልውቲ ኢያ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ብሪክስ ረብሓ ንምርካብ ጥራሕ ዘይኮነስ ግዴተኣ እውን ንምውፃእ ድልውቲ ኢያ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ጎኒ ንጎኒ ዓለም ለኸ ፎረም ኢኮኖሚ ማእኸላይ ሓይሊ ዘለወን ሃገራት…

ኣምባሳደራት ኣብ ድርድር ግድብ ህዳሰን ኣጠቓቕማ ወሓዚ ሩባ ኣባይን ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘለዉ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ድርድር ግድብ ህዳሰን ኣጠቓቕማ ወሓዚ ሩባ ኣባይን ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ተደራዳሪ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ (ዶ/ር)ን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት…