Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ንባብ ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ንባብ ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ ክብል ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ቱሪዝምን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ዓውዲ ባህሊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣስፋው ኩማ፥ እቲ ፌስቲቫል ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ…

ኣብ ክፍሊት ካሕሳ ግዳያት ሓደጋ መመሓየሺ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መምርሒ መፈፀሚ ሽፋን መድሕን ሳልሳይ ወገን ዝረአ ክፍተት ንምስትኽኻል መመሓየሺ ከምዝግበር ግልጋሎት ፈንድ መድሕን ድሕንነት መገዲ ኣፍሊጡ። ምክትል ፈፃሚት ስራሕ እቲ ግልጋሎት ወይዘሮ ፈቲያ ደድገባ÷ ትካላት ሕክምና መንግስቲን ውልቀን ሕክምና…

ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር ዝተጠናኸረ ዲፕሎማሲያዊ ስራሕ ትፅቢት ይግበር – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምኽባርን ዝተሰሓሓቱ ተረኻት ንምስትኽኻል ዕዙዝ ዲፕሎማሲያዊ ኣፈፃፅማ ትፅቢት ከምዝግበር ኣመልኪቶም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ መራሕቲ ሚሲዮን ብምርካብ…

ኔታንያሁ ሃማስ ዝተዓገቱ እስራኤላውያን ንምልቃቕ ዘቕረቦ ሓሳብ ውድቂ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኲናት ጋዛ ንኸብቅዕን ዝተዓገቱ እስራኤላውያን ንምልቀቃቕን ሃማስ ንዘቕረቦ ሓሳብ ውድቂ ገይሮም፡፡ ሃማስ ምስ እስራኤል እናካየዶ ዝርከብ ደም ዘፋስስ ኲናት ጠጠው ከብል ይኽእል ኢዩ ዝበሎ ሓሳብ ዕላዊ ገይሩ…

ኢትዮጵያ ውሳነታት ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ንምትግባር ቆራፅ ምዃና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ውሳነታት መበል 28 ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ንምትግባር ምስ ኩሎም መሓዙት ኣካላት ብምትሕብባ ንምስራሕ ቆራፅ ምዃና ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ብኣሰናዳእነት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ከተማ ዱባይ ከም ኣቆፃፅራ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን1 ሺሕን 308 ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን1 ሺሕን 308 ሰብ ሃፍቲ ሓዱሽ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝተውሃበ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ድጋፍ ትልሚን ክትትል በጀትን እቲ ኮሚሽን ወ/ሮ እናትነሽ ታመነ÷ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ መልማዕቲ ጠለብ መሰረት ብምግባር…

ክሳብ ሕዚ ዘሎ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ብዕፅፊ ንምዕባይ ልዑል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ ዘለዋ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ብዕፅፊ ንምዕባይ ኣብዚ ዓመት ልዑል ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ኢትዮጵያ ክሳብ…

ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ- ደቡብ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ- ደቡብ ጉጅለ 77ን ቻይናን ትሳተፍ ኣላ፡፡ እቲ ጉባኤ ኣንግዲ፣ ኣብ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት፣ ዘላቒ ልምዓት፣ ክሌማዊ ለውጢ፣ ምንካይ ድኽነትን ዲጂታል ኢኮኖሚን…

ሞሮኮን ዲሞክራቲክ ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ሃገራውያን ጋንታታት ሞሮኮን ዲሞክራቲክ ኮንጎን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ 11 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ምድብ 6÷ ንሞሮኮ ኣሽራፍ ሃኪሚ ከምኡ እውን ንዲሞክራቲክ ኮንጎ ካቶምፓ ሙቩምፓ ሽቶታት…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ዞን ወረዳ ጡሎ ከተማ ደበሶ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ። በቲ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ ካልኦት ሓሙሽተ ሰባት ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት ኣካል ከመዘጋጠሞም ሓላፊ…