Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ካብ ናይ ውሽጢ ሃገር ታክስ 168 ነጥቢ 27 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ ናይ ውሽጢ ሃገር ታክስ 168 ነጥቢ 27 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስተር ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ስርዓት ታክስ ተስፋዬ ቱሉ ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ መንፈቕ ዓመት ካብ ናይ ሃገር…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንግዲ ንምጥንኻር ድልውቲ ምዃና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንግዲ ንምጥንኻር ድልውቲ ምዃና ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ንግዲ ቻይና ተዛቲዮም፡፡ እቲ ልኡኽ ብምክትል ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ዓለም ለኸ…

ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሙዚዬም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሙዚዬም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣኼባ እቲ ኮሜቴ ትማሊ ከምዝተጀመረ ይዝከር። ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ጉዳያትን ኣጀንዳታት እቲ ውድብን ጠመተ…

ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ቀፃሊ ዝወሃቦ ልኡኽቶ ብቖራፅነት ክዋፃእ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሰራዊትና ተወሳኺ ዓውሚ ዝፈጥር ሓይሊ ብምዃን ኣብ ቀፃሊ ዝወሃቦ ልኡኽቶ ብቖራፅነት ክዋፃእ ይግባእ” ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዘበናዊነት ብዝተኸተለ…

ሕልኽላኽ ፀገማት ንምፍታሕ ምትሕብባር ደቡብ-ደቡብ ኣድላዪ ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕልኽላኽ ፀገማት ንምፍታሕ ምትሕብባር ደቡብ-ደቡብ ኣድላዪ ይኸውን ከምዘሎ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንገስታት ምክትል ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሳሙኤል ኢሳ ተዛሪቦም። ኣምባሳደር ሳሙኤል ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሳልሳይ ጉባኤ…

ኢቲዮ ቴሌኮም ብር 11 ቢሊየን መኽሰብ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢቲዮ ቴሌኮም ብር 11 ቢሊየን  መኽሰብ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢቲዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋር እቲ ኩባኒያ ዝጠመተ መግለፂ ሂበን። ኣብቲ መግለፂ፥ ብሓፈሻ ብር 42 ነጥቢ 9 ቢሊየን  ኣታዊ ከምዝተረኸበ…

ንህንፀት ግድብ ህዳሴ ዝውዕል ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ንንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 503 ሚሊየን ብር ከምዝተኣከበ ገሊፁ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብዝተፈላለዩ መገዲታት መተኣኻኸቢ እቶት ካብ ሕብረተሰብ 625 ሚሊየን ብር ንምእካብ ተሓሲቡ ልዕሊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ን2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ካብ 15 ክሳብ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ዋጋ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ሃገር ንንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገር ንኽመፅ ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ንዝመፅኡ ኣብ ዋጋ ትኬት ኣውሮፕላንን ሆቴል  ስካይላይትን ካብ 15 ክሳብ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ…

ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ሁቲ ተወሳኺ መጥቃዕቲ ፈኒየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ዒላማታት ሁቲ ሓዱሽ ተኸታታሊ መጥቃዕቲ ደብዳብ ኣየር ምፍፃመን ተሓቢሩ። ኣብ ልዕሊ ቤት ግምጃ ኣፅዋር ውሽጢ መሬት፣ መቆፃፀሪ ቦታ ሚሳኤላት ሁቲ ሓዊሱ ኣብ ሸሞንተ ዒላማታት መጥቃዕቲ ምፍፃሙ ሓይሊ ምክልኻል…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኽ ዩኒሴፍ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብዳይሬክተር ትካል ኣድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ( ዩኒሴፍ) ኢቫ ካድሊ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ትካል ዩኒሴፍ…