Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኢትዮጵያ ዘላትሉ ኩነታት ብንቕሓት ዝሰርሕ ዲፕሎማሲ የድሊ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላትሉ እዋናዊ ኩነታት ብንቕሓት ዝሰርሕ ዲፕሎማሲ የድሊ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ብመትከል ሂብካ ምቕባልን ሓበራዊ…

መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫን ንባብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫን ንባብ ኣብ ሙዚዬም ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ፌስቲቫል፥ “ኣንባቢ ትውልዲ ንምዕባለ ሃገር” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ከምዝፀንሕ ኣብ ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን…

ኢራንን ቱርክን ኲናት እስራኤልን ሃማስን ደው ንክብል ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራንን ቱርክን ኲናት እስራኤልን ሃማስን ደው ንክብል ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ጋዛ ዝረአ ሰብኣዊ ቅልውላው ደው ንምባልን…

ብልዕሊ 730 ሚሊየን ብር ስራሕቲ ምምሕያሽ ናብራ ዜጋታት ከምዝተኻየደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 730 ሚሊየን ብር ስራሕቲ ምምሕያሽ ናብራ ዜጋታትን ሓገዝ ገንዘብን ከምዝተገበረ ከምዝተኻየደ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ። ብፃዕሪ መንግስቲ ካብ ወርሒ መጋቢት 2014 ዓ.ም ክሳብ መጋቢት 2015 ዓ.ም 133 ሺሕን 103…

ዕቑር ሃፍቲ ከተማታት ብግቡእ ንምጥቃም ዘኽእሉ ፖሊሲታት እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ኣይተ ሽመልስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕቑር ሃፍቲ ከተማታት ብግቡእ ንምጥቃም ዘኽእሉ ፖሊሲታት እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ገሊፆም። “ከተማታትና ማእኸላ ፍርያት፣ ክእለትን ሰናይ ምምሕዳርን ብምግባር ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ከምኡ እውን ኣወሃህባ…

ኣብ ወረዳ ዙሪያ ደሴ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳ ዙሪያ ደሴ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ መበገሲኣ ደሴ ብምግባር ናብ ኣቀስታ እናተጓዓዘት ዝነበረት ሚኒባስ ተሽከርካሪት ዘጋጠመ ኢዩ፡፡ እታ ሚኒባስ 21 ተሳፈርቲ ፅዒና እናተጓዓዘት…

ዩክሬናውያን ኢዮም ዝተብሃሉ 65 ጦር እሱራት ዝሓዘት ኣውሮፕላን ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬናውያን ኢዮም ዝተብሃሉ 65 ጦር እሱራት ዝሓዘት ኣውሮፕላን ሩሲያ ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ። ንብረትነታ ናይ ሩሲያ ዝኾነት ወታደራዊ ኣውሮፕላን እታ ሃገር÷ ምስ ዩክሬን ኣብ ትዋሰነሉ ደቡባዊ ግዝኣት ቤልጎሮድ ኢያ ተሓምሺሻ፡፡ ሚኒስቴር…

ካብ ወፃኢ ንግዲ ቡን ልዕሊ 571 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ቡን ልዕሊ 571 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ሻሂን ቡንን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ሻፊ ኡመር ንፋና ብሮድካስቲን ኮርፖሬት ከምዝበሉዎ÷ ካብ ፍርያት…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብሓባር ንምስራሕ ተፈሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ክእለትን ዝርገሐ መሰረተ ልምዓታት ንምሕጋዝ ናይ ተግባር ስምምዕነት ተፈሪመን። እቲ ትግበራ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌዝ…

ዓውደ ምርኢት ዓለም ለኸ ስራሕቲ ፕሬስ ውድድር ፎቶ ኣንድሬ ስቴኒን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፎቶ መልዐልቲ መናእሰይ ዘሳትፍ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስራሕቲ ፕሬስ ውድድር ፎቶ ኣንድሬ ስቴኒን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። ዓውደ ምርኢት ውድድር ፕሬስ ፎቶ ኣንድሬ ስቴኒን 'ራሽያ ሲጎኒያ' ወይ እውን 'ራሺያ ቱደይ' ዝተሰነየ ትካል ሚዲያ…