Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ደረጃ ፅርየት ፍሪያት ኣየማልኡን ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ 92 ትካላት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደረጃ ፅርየት ፍሪያት ኣየማልኡን ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ 92 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። ኣብ 282 ትካላት ስራሕቲ ቁፅፅር ፅርየት ፍሪያት ብምግባር እቶም 60 ደረጃ ፅርየት ከምዘማለኡ ተገሊፁ። 130…

ኣይተ ደመቀ ምስ ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ኣብ ምብራቕን ደቡብን ቀርኒ ኣፍሪካ  ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ኣብ ምብራቕን ደቡብን ቀርኒ ኣፍሪካ ኢቫ ካዲሊ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ቀፃሊ ምስ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ብሓባር ኣብ ዝስርሑ ጉዳያት ተላዚቦም። ንፀገም…

ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብምቕባል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። እቲ ዑደት፥ ብሚኒስቴር ቱሪዝም፣ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣገልግሎት…

75 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 75 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብታ ሃገር ምስ ዘሎ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሶም ተገሊፁ። መገዲ ጅቡቲ-የመን…

ሮማኒያ ምስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዋ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምእትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሮማኒያ ምስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዋ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምእትደሊ ገሊፃ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ሮማኒያ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ጁሊያ ፓታኪ ዘቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ፥…

ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ደገፍ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ደገፍ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሰላማዊት ካሳ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዘጋጠመ ሕፅረት ዝናብ ስዒቡ ብፍላይ ቅድመ ሐዚ ብድርቂ ተጎዲኦም ዝነበሩ…

ንኣገልግሎት መገዲ ኣየር ብኤም ፔሳ ሳፈሪኮም ክፍሊት ምፍፃም ዘኽእል ኣማራፂ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣገልግሎት መገዲ ኣየር ብኤም ፔሳ ሳፈሪኮም ክፍሊት ምፍፃም ዘኽእል ኣማራፂ ዕላዊ ኮይኑ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ሳፋሪኮም ኢትዮጵያን ነቲ ሓዱሽ ኣማራፂ ኣፋሊጦም። ዓማዊል ነቲ ኣገልግሎት ንምርካብ ኣብ ዘለውዎ ብምዃን ክፍሊት ክፍፅሙ ዘኽእል…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ንዝሳለጥ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ…

ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ኢዩ ክብል ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ምስቲ ኮሚሽን ብምትሕብባር ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ…

መሰረታዊ ዓቕሚ ምርግጋፅ ዳግመ ሕውየት ትግራይ ባዕልና ኢና-ሌ/ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈርን ማሕበራትን ትግራይ " ግደ ፋይናንስ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ትግራይ"ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ዋዕላ ዝተረኸቡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል ፃድቃን…