Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

169 ሺሕን 288 ዩኒት ደም ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብህ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 169 ሺሕን 288 ዩኒት ደም ከምዝተኣከበ ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮፐያ ኣፍሊጡ። ኣብ ምእካብ ደም፥ ባንክታት ደም መቱ፣ ሻሸመኔ፣ ወሊሶ፣ ኣዳማ፣ ኣምቦ፣ ቦንጋ፣ ኣሶሳ፣ ጅግጅጋ፣ ቢኪን ድሬዳዋን ዝሓሻ…

ብሓባር ናይ ምልማዕ ትልሚ ኢትዮጵያን ሃገራት ክድግፈኦ እምበር ክነቕፈኦ ኣይግባእን – ኣምባሳደራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያን ትልሚ ሂብካ ምቕባልን ብሓባር ምልማዕን ሃገራት ክድግፈኦ እምበር ክነቕፈኦ ከምዘይግባእ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ፣ ቻይናን ካናዳን ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር)÷ ጠለብ በሪ ባሕሪን ሕቶ…

ብልዕሊ 70 ሚሊየን ዶላር ዝህነፅ መፍረዪ ክታበት እምነ ሰረት ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቂሊንጦ ፓርክ ኢንዱስትሪ ብልዕሊ 70 ሚሊየን ዶላር ዝህነፅ መፍረዪ ክታበት እምነ ሰረት ተነቢሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ፥ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ብምትካእ ኢሉውን ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ምድሓን እቲ ፕሮጀክ ልዑል ግድ…

ኢትዮጵያ ኣብ ትራንስፎርሜሽን ስርዓተ ምግቢ ልዑል ስራሕ ብምስራሓ ኣፍልጦ ረኺባ- ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ትራንስፎርሜሽን ስርዓተ ምግቢ ልዑል ስራሕ ብምስራሓ ኣፍልጦ ረኺባ ከብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተሸለሙሉ ዝኸበረ ሜዳሊያ ሽልማት ፋኦ ኣግሪኮላ ጠሚተን ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣፍልጦን ሽልማትን ዝረኸቡ ንዘርአዩዎ ኣመራርሓን ቆራፅነትን ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብትካል ምግቢን ሕርሻን (ፋኦ) ዝተውሃቦም ዝኸበረ ሽልማት ሜዳሊያ ኣግሪኮላ ፋኦ ንዘርአዩዎ ኣመራርሓን ቆራፅነትን ከምዝኾነ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። ቀዳማይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ጣሊያን -ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጂዮርጂያ ሜሎኒ ኣተኣናጋድነት ኣብ ዝተሰናድአ ጉባኤ ጣሊያን -ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ፥ ድልድል ሓበራዊ ዕብየት ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ዘሎ ኢዩ። “ማቲዬ ፕላን ፎር…

ቅሬተ ኣካል ሉሲ ዝተ6ረኸበሉ መበል 50 ዓመት እዮቤልዩ በዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅሬተ ኣካል ሉሲ ዝተ6ረኸበሉ መበል 50 ዓመት እዮቤልዩ በዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፥ እቲ ቅሬተ ኣካል ምስ ዝረኸቡ ኣርኪዎሎጂስት ዶናልድ ጆሃንሰን (ፕ/ር) ዘቲየን።…

ርእሳነ ምምሕዳራት ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታት ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷  …

ኣብ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትምህርቲ ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንምስጓም ዘኽእል  መድረኽ ዘተ ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ መፋርቕ ዓመት 2016 ዓ.ም ጠሚቱ ንምግምጋምን ብቐፃልነት ድማ…

ሕጊ ፓተንት ንምምሕያሽ ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕጊ ፓተንት ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ዘኽእል ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኢትዮጵያ ልዕሊ 20 ዓመታት ሕጊ ፓተንት ምምሕያሽ ከይገበረት ምፅንሓ ዋና ዳይረክተር በዓል መዚ ኣእሙራኣዊ ንብረት ኢትዮጵያ ወልዱ ይመሰል ተዛሪቦም። እቲ ሕጊ ኣብዚ…