ምምላስ “ፀሓይ” ኣውሮፕላን ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ብዓርሰ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንምትካእ ናይ ሞራል ስንቂ ኢዩ – በዓል መዚ ሲቪል…
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምላስ "ፀሓይ" ኣውሮፕላን ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ብናይ ባዕልና ፈጠራ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንምትካእ ናይ ሞራል ስንቂ ኢዩ ክብል በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ በዓል መዚ “ፀሓይ” ኣውሮፕላን ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣመልኪቱ ኣብ…