Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣሜሪካ ኣብ ሶርያን ዒራቕን መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ሶርያን ዒራቕን ዝርከቡን ምስ ኢራን ምትእስሳር ኣለዎም ኣብ ልዕሊ ዝበለቶምን ጉጅለታት ዕላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ትማሊ ዓርቢ ለይቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብኢራን ዝድገፉ ዕጡቓት ዮርዳኖስ ኣብ ዝርከብ…

ኣብ ትግራይ ምኽፋት ባንኪ ገዳ ኣብ መንጎ ህዝብታት ዝነበረ ርክብ ኣብ ምጥንኻር ዝሕግዝ ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ1 ነጥቢ 1 ቢልየን ብር ካፒታል ቅድሚ ሓደ ዓመት ዝተመስረተ ባንኪ ገዳ ጨንፈር ኣብ መቐለ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ብሰንኪ እቲ ዝነበረ ኲናት ኣብ…

ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ኣብ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሁርሶ ኮንቲጀንት ንመበል 24 ዙር ዘሰልጠኖም ሕፁያት መኮንናት ሎሚ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምርቓት፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር…

ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት የመርቕ ኣሎ። እቶም ሕፁያት መኮንናት ኣብ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሁርሶ ኮንቲጀንት ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምርቓት፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ከንቲባ…

ኣየርላንድ ንምርግጋፅ ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገበር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ንምርግጋፅ ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገበር ገሊፃ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኒኮላ ብሪና ዘቲየን። ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፥…

100 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ትግራይ ምእታዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ካብ ዝተሓተተ 900 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ 100 ሺሕ ናብቲ ክልል ምእታዉ ተገሊፁ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልለ ኣይተ ኣለም ብርሃን ሃሪፈዮ ምስ ፋና…

ኢትዮጵያን ኩባን ብዓውዲ ሽኮር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኩባን ብዓውዲ ሽኮር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። እቲ ስምምዕነት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴዝ ሜሳን ኣብ ቀረባ እዋን ዝገበርዎ ዘተ ስዒቡ ዝተፈረመ…

ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊት ኢንስቲትዩት ግሎባል ግሪን ግሮዝ  ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊት ኢንስቲትዩት ግሎባል ግሪን ግሮዝ  ኣብ ኢትዮጵያ ዳንኤል ኦግቦናያ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ፍሪያት ዓውዲ ግብ%ርና ንምስሳንን ፀገም ጥዕና ሓመድ ንምፍታሕን ኣብ ዘኽእሉ ደገፋት ጠመተ ብምግባር…

ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ልዑል ግደ ገይሩ ኢዩ-ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ መፋርቕ ዓመት 2016 ዓ.ም ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ልዑል ግደ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሓበራዊ ጉባኤ ትካላት ዓውዲ…

ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ርብዒ ፍፃመ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝካየድ ፀወታታት፥ ናይጄሪያ ምስ ኣንጎላ፣ ዲሞክራቲክ ኮንጎ ምስ ጊኒ ክራኸባ ኢየን። ናይጄሪያ ምስ ኣንጎላ ሰዓት 2፡00 ምሸት ኣብ ስታዲየም…