Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ንሃገርን ህዝቢን ዝሓስብ ኩሉ መሳርሒኡ ብምቕማጥ ናይ ሓሳብ ዝርርብ ክገብር ኣአለዎ – ኣይተ ተስፋዬ በልጂጌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገርን ህዝቢን ዝሓስብ ኩሉ መሳርሒኡ ብምቕማጥ ናይ ሓሳብ ዝርርብ ክገብር ኣለዎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲን ኣይተ ተስፋዬ በልጂጌ ገሊፆም። ኣብ ክልል ኣምሓራ 15 ከተማታት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

መንግስቲ ካብ ውሽጢን ደገን ዝተፈነወሉ ዝተዋደደ ወፍሪ ይምንክት ኣሎ – ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ካብ ውሽጢን ደገን ዝተፈነወሉ ዝተዋደደ ወፍሪ ይምንክት ኣሎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ገሊፆም። ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ "ህብረ ብሄራዊ ሕውነንት…

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሰበ ተኮር ፕሮጀክታት ንኽስፋሕፍሑ ክስራሕ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት ንኽስፋሕፍሑ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣሲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ እዚ ዝበላ÷ ህንፀት ማእኸል ምግብና ከተማ ጎንደር እምነ ኹርናዕ ኣብ ዘንበራሉ እዋን ኢዩ።…

መንግስቲ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ሕቶታት ንምፍታሕ ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ብምጥያሽ እናሰርሐ ይርከብ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ሕቶታት ንምፍታሕ ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ብምጥያሽ እናሰርሐ ይርከብ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። "ህብረ ብሄራዊ ሕውንት ንዘላቒ ሰላምን…

ፓርቲ ብልፅግና ዘይምርድዳኣት ብልዝብ ንኽፍትሑ ይሰርሕ ኣሎ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዘይምርድዳኣት ብልዝብ ንኽፍትሑ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያን ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ፌደራልና ክልልን ኣብ ከተማ ሰቆጣ ብምርካብ ምስ ተወከልቲ ህዝቢ…

ህዝቢ ኣምሓራ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ተረባሕነት ክስእን ምግባር ኣይግባእን – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኣምሓራ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ተረባሕነት ክስእን ምግባር ኣይግባእን ክብላ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ፌዴራልን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ጉጅለ ልኡኽ ፌዴራል ካብ ከተማ ደሴ ዞባ…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፅንሐ 3ይ ዘበን ስራሕ 3ይ ዓመት 7ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ኣብቲ ጉባኤ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃር ብዘቕረቡዎ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ…

ልዕሊ 4 ሺሕ ፈረሰኛታት ዝተሳተፉሉ ውድድር ‘ፈረስ ጉግስ‘ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 4 ሺሕ ፈረሰኛታት ዝተሳተፉሉ ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ምርኢትን ውድድርን ‘ፈረስ ጉግስ‘ ኣብ ሰንዳፋ በኬ ተኻይዱ። ካብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ ጉጅለ ባህሊ ኣብ ዝተሳተፉሉ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል…

መበል 53 ሻምፒ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 21 ጥሪ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 53 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ ክዛዘም ኢዩ። ኣብቲ ሻምፒዮና፥ ኣብ ካሜሮን ዝካየድ መበል 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካን ኣብ ጋና ኣክራ ዝካየድ…

ኣሜሪካን እንግሊዝን ዓመፅቲ ሁቲ ይርከቡዎም ኣብ ዝበለኦም 36 ቦታታት መጥቃዕቲ ፈፂመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን እንግሊዝን ዓመፅቲ ሁቲ ይርከቡዎም ኣብ ዝበለኦም 36 ቦታታት ዕላማ ብምግባር ዝተዋደደ መጥቃዕቲ ምፍፃመን ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ከምዝሓሮ÷ ክልቲአን ሃገራት ብኣየርን ብባሕሪን ብዝገበረኦ ወፍሪ ምጥቃዕ ኣብ…