Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ሕብረትን ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረትን ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ዘፈር ጥዕና ዘለዎም ምትሕብባር ኣብ ምጥንኻር ዝጠመተ ልዑል መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኮሚሽነር ጥዕና፣ ሰብኣዊ ጉዳያትን ማሕበራዊ ልምዓትን…

2 ቢሊየን ብር ካፒታል ዘመዝገበ ኩባንያ ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ቢሊየን ብር ኢንቨስት ዝተገበረሉ ኩባንያ መፍረዪ ጫማን ፎደራን ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ፥ እቲ ኩባኒያ ብሙሉእ ዓቕሙ ስራሕ ክሳብ ዝጅምር ዝግበረሉ ደገፍ ተጣናኺሩ…

ን20 ሺሕ ወገናት ዕድል ስራሕ ዝፈጥር ፋብሪካ ስሚንቶ ናሽናል ለሚ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ፍሪያት ክኣቲ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን20 ሺሕ ወገናት ዕድል ስራሕ ዝፈጥር ፋብሪካ ስሚንቶ ናሽናል ለሚ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ፍሪያት ክኣቲ ኢዩ ተባሂሉ። ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልልን ዞባን ኣምሓራ ኣብቲ ፋብሪካ ዑደት ኣሳሊጦም። ምክትል ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፋብሪካ ኣበባው በቀለ፥ እቲ…

ኣፈ-ጉባዔ ታገሰ ጫፎ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባዔ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ድማ እቲ ሙዚየም ነቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከምዘጎብነየኦም ኣብ ማሕበራዊ…

ልዕሊ 260 ካሻ ቡን ብዘይሕጋዊ መገዲ ንምሻጥ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 260 ካሻ ቡን ብዘይሕጋዊ መገዲ ብምኽዛን ንምሻጥ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ፡፡ ተጠርጠርቲ ቡን ንምሻጥ ዘኽእል ዝኾነ ይኹን ሕጋዊ ፍቓድ ከምዘይብሎም ዝገለፀ ፖሊስ÷ ኣብ ክልል…

ኣብ ቦስተን ውድድር ውሽጢ ገዛ ኒው ባላንስ ጉዳፍ ፀጋይን ለሜቻ ግርማን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቦስተን ውድድር ውሽጢ ገዛ ኒው ባላንስ ጉዳፍ ፀጋይን ለሜቻ ግርማን ተዓዊቶም። ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝተወዳደረት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ÷ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቕ 58 ሰከንድን 11 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን…

ናንጎሎ ምቡምባ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናንጎሎ ምቡምባ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ብምዃን ተሸይሞም። ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ሃጌ ጌንጎብ ብዝሓደሮም ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ይዝከር። ብመሰረት እዚ ምቡምባ ትማሊ ፕሬዚዳንት ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። ኔቱምቦ ናንዲ-ንዳይትዋህ…

ኣብ ቺሊ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሑዱ ህይወት 112 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቺሊ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ክሳብ ሕዚ ብውሑዱ ህይወት 112 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ኣብ ቺሊ ቫልፓራሶ ኣብ ዝተብሃለ ግዝኣት ዝርከብ ደኒ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ስዒቡ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝተኣወጀ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ገብርኤል ቦሪክ ኣፍሊጦም፡፡…

ብዲጂታል ስርዓት ዕድጊት ነዳዲ ልዕሊ 155 ቢሊየን ብር ዕድጊት ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዲጂታል ስርዓት ዕድጊት ነዳዲ ልዕሊ 155 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዕድጊት ከምዝተኻየደ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ዕድጊት ነዳዲ ብዲጂታል ስርዓት ምክያድ ካብ ዝተጀመረሉ ሚያዝያ 2015 ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 155 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር…

ህዝቢ ዝናፈቖ ሰላም ንኽረክብ ግደ ሕብረተሰብ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዝናፈቖ ሰላም ንኽረክብ ግደ ሕብረተሰብ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ገንዘብን ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ኣብ ክልላዊን ሃገራዊን እዋናዊ ጉዳያት ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…