Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ፕሬዚዳንት ዘሌንስኪ ንዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ዩክሬን ካብ ስራሕ ኣሰናቢቶምዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘሌንስኪ ንዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ዩክሬን ጄነራል ቫለሪ ዛሉዥኒን ካብ ስራሕ ከምዘሰናበትዎም ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ዘሌንስኪ ነቶም ዋና አዛዚ ካብ ስራሕ ዘሰናበትሉ ምኽኒያት፥ ኣብ መንጎ እቶም መራሕቲ ኣፈላላይ ሓሳብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዳግመ ህንፀትን ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ክልል ትግራይ ዝጠመተ ገምጋም የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ስራሕ ካብ ዝጅምር ንነዘ ዝነበርዎ ስራሕቲን ምምሕያሻትን ብዕምቆት ምግምጋም ጀሚሮም። እቲ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዝግበር ዝረብሕ ገምጋም ኣብ ድህረ ጎንፂ…

ወታደራዊ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ብሓባር ክሰርሑሉ ኣብ ዝኽእሉ ኩነታት ጠሚቶም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲፍ ሻሪፍ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ኮማንዳንት ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያ ብርጋዲየር ጄኔራል ከበደ ረጋሳ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ኣብ ርክብን ሓበራዊ ረብሓን ትካላት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምትሕብባር ዘድሀበ…

ኣባል ፓርቲ ብልፅግና እንተይኮኑ ንከገልግሉ ዕድል ምሃብ ረብሓ ሃገር ምቕዳም ኢዩ-ኣባላት ባይቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ፓርቲ ብልፅግና እንተይኮኑ ንከገልግሉ ዕድል ምሃብ ረብሓ ሃገር ምቕዳም ኢዩ ክብሉ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ፥  ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ኣምባሳደር…

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዘጋጠሞም ወገናት ልዕሊ 67 ሚልየን ብር ደገፍ ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ እቲ ቤት ምኽሪ ናብ መቐለ ብምኻድ ኣብ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝርከቡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ኣበርኪቱ። ብመሰረት እዚ ብሰንኪ እቲ ዝነበረ…

ጃፓን ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ስፖርት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ካስማ፣ ጃፓን ሺንጁ ያማጉቺ፥ ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ስፖርት ገይሩ። ኣብታ ከተማ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ኣትሌት ሻምበል ኣበበ በቂላ ንምዝካር ዘኽእል ውድድር ፍርቂ ማራቶን ከምዘዳሊ ተገሊፁ ንምዝካር…

ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፥ ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብምዃን ተሸይሞም። ብተወሳኺ ትዕግስት ሃሚድ ዋና ዳይሬክተር ኢንፎርሜሽንን መርበብ…

ሚኒስትር ጥዕና ብምዃን ዝተሸማ ዶ/ር መቅደስ ዳባ መን ኢየን?

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ብምዃን ዝተሸማ ዶ/ር መቅደስ ዳባ መን ኢየን?። ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወሊደን ኣብ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ ቀዳማይ ዲግሪአን ዝዛዘማ ኢየን። ካልኣይ ዲግሪአን ድማ ብሕብረተሰብ ጥዕና ኢየን ረኺበን።…

ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራትን ትካላትን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራትን ትካላትን ክሳተፉ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም(ዶ/ር) ኣብ…

ሎሚ መዓልቲ ዝፀደቑ ሹመታት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና እንትላዘበሉ ድሕሪ ምፅናሕ ዝተወሰኑ ከምዝኾኑ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ዝፀደቑ ሹመታት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና እንትላዘበሉ ድሕሪ ምፅናሕ ዝተወሰኑ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል…