Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዝጠልቡ ወገናት እኽሊን ሃነፅቲ ምግብታትን ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ደገፍ ንዝጠልቡ ወገናት ለዕሊ 23 ሺሕ ኩንታል እኽሊን ሃነፅቲ ምግብታትን ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ድሬዳዋ ካብ ዝርከብ መኽዘን ናብቲ ክልል የጎዓዕዝ…

ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ‘’ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን’’ ዝብልመሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። ኣብቲ ዘተ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈለላዩ ዛዕባታት…

ፖሊስ ፌደራል 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2016 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡ እቲ ትካል ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ገምጊሙ፡፡ ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ…

ፖሊስ ፌዴራል ገበናት ዕግታን ንምክልኻል እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍፀሙ ዝተፈላለዩ ገበናት ዕግታን ንምክልኻል ምስ ትካላት ፀፅታ ብምውዳድ እናሰርሐ ከምዝርከብ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ጄኔራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ፋና ቴሌቪዥን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ ምስ ዕግታ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ 4ይ ስዕረት ኣተኣናጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ 4ይ ተኸታታሊ ስዕርት ኣተኣናጊዳ፡፡ ሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9 ምስ ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ዝተራኸበት ጋንታ ባህርዳር ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ፡፡ እቲ ውፅት ስዒቡ ድማ…

ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ምይይጣት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኩለን ዞባታት ኣብ ዝርከባ 20 ከተማታት ፅባሕ ህዝባዊ ምይይጣት ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጠሚቶም ምስ ሕብረተሰብ ክመያየጡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ኣብቶም…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንልዕሊ 27 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ንልዕሊ 27 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ገሊፁ። እቲ ዕድል ስራሕ ኣብ 12 ፓርክታት ኢንዱስትሪን ናፃ ቀጣና ነግዲ ድሬዳዋን ዝተፈጠረ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ገምጋም ኣፈፃፅማ…

ስነ ስርዓት ምረቓ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ስዒቡ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ለካቲት 2016 ዓ.ም ዝካየድ ስነ ስርዓት ምረቓ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ስዒቡ ኣብቲ ዕለት ካብ ሰዓት 6 ጀሚሮም ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣበባ ካብ 3…

ካብ ፓርኪታት ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ 2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፓርኪታት መቀነባበሪ ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ 2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ መራሒ ፈፃሚ ስራሕ መሰረተ ልምዓትን ህንፀት ዓቕሚን ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ኣይተ ሄኖክ ኣበበ÷ ኣብ…

ኣብ ትግራይ ካብ 4 ለካቲት ጀሚሩ ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ካብ 4 ለካቲት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ከምዝካየድ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። "ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንዘላቒ ቁጠባዊ…