ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውሕመ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምፅዋር ዘኽእል ደገፍ 100 ሚሊየን ዶላር ሂቡ Desta Aug 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ሰብኣዊ ቅልውላው ንምፅዋር ዘኽእል ደገፍ 100 ሚሊየን ዶላር ከምዝለገሰ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ትካል፥ ብፈንድ ደገፍ ህፁፅ እዋን(ዩኤን ሲ ኢአር ኤፍ) ኣቢሉ ዝተሰደደ እቲ ባጀት ሰብኣዊ ቅልውላዋት ንምፍታሕ ሕፅረት ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ግብርና ኣብ ክልል ዓፋር ወለንታዊ ኣገልግሎት ሂቡ Desta Aug 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ግብርናን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ብምውዳድ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሚሌ ወለንታዊ ኣገልግሎት ሂቦም። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ዓርባን ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴን(ዶ/ር) ከምኡውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን…
ስፓርት ኣትሌት ኣለሽኝ ባወቀ ኣብ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ንሃገራ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ Desta Aug 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ኣለሽኝ ባወቀ ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ንሃገራ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ። ኣትሌት ኣለሽኝ ነቲ ርሕቐት ብ8:50.32 ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ Desta Aug 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ንኢትዮጵያ ዝወከለ ኣትሌት ጀነራል ብርሃኑ ቀዳማይ ኮይኑ ብምዕዋት ንሃገሩ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ።
ስፓርት ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ሮም ብ5 ሽሕ ሜትሮ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ Desta Aug 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ መበል 13 ውድድር ዳይመንድ ሊግ ሮም 2024 ብ5 ሽሕ ሜትሮ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ። ኣትሌት ሓጎስ ገ/ህይወት ነቲ ርሕቐት ብ12 ደቒቓ 51 ሰከንድን 07 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢዩ ተዓዊቱ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ኣቑሑት ብናይ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምትካእ ብትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ኣቑሑት ብናይ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምትካእ ብትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፣ ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ክልል ሲዳማን ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳን ብሓባር ንሰለስተ መዓልቲ ቱር ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጋቦንን ኣብ ምክልኻል ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ብሓባር ኣብ ምስራሕ ጠሚተን ዘቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ዋና ፀሓፊ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ጋቦንን ኣቦ መንበር ኮሚቴ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሪካ ብ/ጄ ኢቲየን ማዳማ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያን ጋቦንን ኣብ ምክልኻል ዶብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበታ ኤፍ-16 ተዋጋኢት ጄት ንመጥቃዕቲ ሩሲያ ምላሽ እናሃት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ኣሚና Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበተን ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ሓንቲ ንመጥቃዕቲ ሩሲያ ምላሽ እናሃት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ኣፍሊጣ። ዩክሬን ኣብ ቀረባ እዋን ቀዳሞት ስራሕ ኣሜሪካ ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ካብ ምዕራባውያን ብሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣፍሪካውያን ሰብ ሃፍቲ ዝምርሑ ማእኸላት መፍረዪ ኣህጉራዊ ምትእስሳር ዘዕብዩ ኢዮም – ዋምኬሌ ሜኔ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፍሪካውያን ሰብ ሃፍቲ ዝምርሑ ማእኸላት መፍረዪ ኣህጉራዊ ምትእስሳር ዘዕብዩ ከምዝኾኑ ዋና ፀሓፊ ሴክሬታሪያት ኣህጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ዋምኬሌ ሜኔ ገሊፆም። ዋምኬሌ ሜኔን ልኡኾምን ምስ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዳካ ሓዱሽ በረራ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ርእሰ ከተማ ባንግላዲሽ ናብ ዝኾነት ከተማ ዳካ ሓዱሽ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ናብ ከተማ ዳካ ካብ 22 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ሽድሽተ መዓልቲታት ሓዱሽ በረራ ከምዝጅምር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…