Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ(ዶ/ር)፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ቅርንጫ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ፀጋዬ…

ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ኣብ 20 ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ኣብ 20 ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማእኸላይ ኣፍሪካ ሪፐብሊክ ሲልቪ ባይፖ-ተሞን ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም።…

ፅባሕ ንዝካየድ ህዝባዊ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ናብ ድሬዳዋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ንዝካየድ ህዝባዊ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ናብታ ከተማ ኣቲዮም። ፅባሕ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ 20 ከተማታት ህዝባዊ ልዝባት ክካየዱ ኢዮም፡፡…

ዮሴፍ ገብረወልድ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ብምዃን ተሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዮሴፍ ገብረወልድ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ብምዃን ተሾይሙ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ብኣሰናዳእነት ጋና ኣብ ዝካየድ ውድድር ፀወታታት ኣፍሪካ ተሳታፊት ምዃና ይፍለጥ። ነዚ ድማ ካብ 29 ለካቲት ጀሚሩ…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ጋር ብምትሕብባር ኣብ ዝቕፅል ዓመት ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ…

ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ናቢል ኣሚር ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ጎድና ጎድኒ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኢዮም…

ኢትዮጵያ ንዞባዊ ምርግጋእን ኢኮኖሚያዊ ውህደትን ብቖራፅነት ክትሰርሕ ኢያ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዞባዊ ምርግጋእን ኢኮኖሚያዊ ውህደትን ብቖራፅነት ክትሰርሕ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ታዬ ኣብ መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝገለፁዎ÷ ጉባኤ እቲ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጣልያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጣልያን ኣድሚራል ጁሴፔ ቻቮ ተዛቲዮም። ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጣልያን ኣድሚራል ጁሴፔ ቻቮ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል እንትበፅሕ…

መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ። ብፍልይቲ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሃናስ ሰርዋ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ኣመራርሓ ትግራይ ንምዝታይ…