Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ሓላፊ ሎጂስቲክስን ዘፈር ፖለቲካን ሸኔ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ገመዳ ዱጎ ኢዱ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ሓላፊ ሎጂስቲክስን ዘፈር ፖለቲካን ሸኔ ዝነበረ ገመዳ ዱጎ ወይ እውን ብቕፅል ሽሙ ሎንግ ኢዱ ሂቡ። ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂን ከባቢኡን እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ጉጅለ ሸኔ ሰራዊት ምክልኻል እናወሰዶ ብዝርከብ ዝተዋደደ ወታደራዊ…

ፕሬዚዳንት ብራዚል  ኣብ ሙዚየን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ  መስ ቀዳማዊት እመቤት ጃንጃ ሉላ ዳ ሲልቫ ብምዃን ኣብ ሙዚየን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ሙዚየም ሕቑፊ ዕንበባ መንባሮም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየን ገሊፀን።…

ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር)  ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካ ጆናታን ጃክሰን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር)  ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካ ጆናታን ጃክሰን ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብዛዕባ ዘሎ ኩለ መዳይ ርክብ ኣድላይነት ዝጠመተ ዘተ ከምዘካየዱ ተገሊፁ። ኣብ ኣጎዋ፣ ኢትዮጵያ…

ፕሬዚዳንታት ርዋንዳን ኬፕ ቨርዴን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ርዋንዳ ፖል ካጋሜን ፕሬዚዳንት ኬፕ ቨርዴ ጆሴ ማሪያ ፔሬራ ኔቬስን ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ፕሬዚደንት ርዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ…

መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ ወጋሕታ ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ÷ "ንመበል 21 ክፍለ ዘበን ዝምጥን ኣፍሪካዊ ምምሃር፤ ጥንኩር ህንፀት ስርዓታት ትምህርቲ ብምህናፅ ኣብ ኣፍሪካ ኩለ መዳያዊ፣ ሕይወት ዘበን፣ ፅሬትን ግቡእነት…

መራሕቲ ሃገራት ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ኣብ ቀዳመ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም። ብመሰረት እዚ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ…

ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ተወሳኺ ባጀት ልዕሊ 259 ሚሊየን ብር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ተወሳኺ ባጀት ልዕሊ 259 ሚሊየን ብር ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ነቲ ባጀት ኣፅዲቑዎ። ካብ ማእኸል እቲ ክልል፣ ከተማ ወንዶገነት፣ ከተማ  ኣለታ ጩኮን ወረዳ ኣለታ ጩኮን ምምሕዳር…

ፀገማት ናህሪ ናብራ ንምፍታሕ ዓሊሙ ዝስራሕ ዘሎ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ፍሪያት ንምስፋሕን ፀገማት ናህሪ ናብራ ንምፍታሕን ዓሊሙ ዝስራሕ ዘሎ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ  ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ…

ነፀላ ያታታት ብምግዳፍ ሓበራዊ ዝኾኑ ያታታት ንምጥንኻር ምስራሕ ይግባእ-ኣይተ ሙስጠፌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነፀላ ያታታት ብምግዳፍ ሓበራዊ ዝኾኑ ያታታት ንምጥንኻር ምስራሕ ይግባእ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። እቲ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ…

ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግድን ኢትዮ-ቱርክ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግድን ኢትዮ-ቱርክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ሓለፍቲ ስራሕ ኮሚሸን ኢንቨሰትመንት ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንዕዲን ዓውዲ ማሕበራትን፣ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ቱርክን ካልኦትን ተሳቲፎም። ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት…