Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ሓጋዚት ምምሕዳር ዩኤንዲፒ ጉዳያት ኣፍሪካን ዳይሬክተር ቀጣና ኣፍሪካን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ሓጋዚት ምምሕዳር ዩኤንዲፒ ጉዳያት ኣፍሪካን ዳይሬክተር ቀጣና ኣፍሪካን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፣ ኣፍሪካ ንምዕባለኣ ክትጥቀመሎም ዝግበኣ ምህዞ፣ ዕድል ስራሕን ስጉምቲታት ቴክሎጂታትን መናእሰይ ጠመተ…

መራሕቲን ሚኒስትራትን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲን ሚኒስትራትን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ዑደት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ሽግግር መንግስቲ ቻድ ሰክሰስ ማስራ፣ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ምግብን ሕርሻን ሄሌና ሲሚዶ፣ ሚኒስትራት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ሞሪታኒያ ሞሃመድ ኡልድ ጋዙዋኒ ዘቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ሞሪታኒያ ሞሃመድ…

ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፀባፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ መንግስቲ እቲ ክልል ብምቕራብ ክዝተየሉ ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ኣፈፃፅማ ስራሕ ላዕለዋይ ቤት ዕዮ ኦዲትን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲን ብምቕራብ ከምዝዝተየሉ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ስርዓተ-ምግቢ ኣፍሪካ ንምልዋጥ ኩሉ ርብርብ ንኽገብር ሓቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ስርዓተ-ምግቢ ኣፍሪካ ንምልዋጥ ኩሉ ርብርብ ንኽገብር ሓቲተን። "ኣፍሪካ ብምግቢ ርእሳ ትኽእል ኢያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢትዮጵያ ዘሰናአቶ መድረኽ ዘተ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ፡፡ ፕሬዚዳንት…

ብወገን ሶማሊያ ዝተውሃበ መግለፂ ዝተሰሓሓተ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወገን ሶማሊያ ዝተውሃበ መግለፂ ብካልኦት መራሕቲ ተሳተፍቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ እንተይተረፈ ተቐባልነት ዘይረኸበን ዝተሰሓሓተን ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም…

ህንፀት ሎጅ ገርዓልታ ኣብ ውሽጢ 1 ዓመት ውስጥ ክዛዘም ኢዩ- ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ሎጅ ገርዓልታ ህንፀቱ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት አንድ ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝግበር ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፣ ዋና…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንቀዳማዊት እመቤታት 14 ሃገራት ኣፍሪካ ኣቀባብላ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ መበል 28 ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ልምዓት ክሳተፋ ንዝመፅኣ ቀዳማዊት እመቤታት 14 ሃገራት ኣፍሪካ ኣቀባብላ ገይረን። ኣብቲ ስነስርዓት ነተን ቀደማዊት እመቤታት እንግዶት ምሳሕ ተገይሩለን። ብተወሳኺ ባህላዊ…

ልዕሊ 275 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 275 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ናውቲታት ካብ 1 ክሳብ 7 ለካቲት ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል ዝተትሓዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ቁፅፅር ካብ መንጎ ዝወዓሉ፥ ኣልባሳት፣…

ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 201 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢ ናብ 15 ከተማታት ምጉዓዓዝ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ” ብዝብል ወፍሪ ብዝተኣከበ ልዕሊ 201 ሚልየን ብር ዝተዓደገ ሓገዝ ምግቢ ናብ 15 ከተማታት ክልል ትግራይ ምጉዓዓዝ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ዕፉን ብ18 ተሽከርከርቲ ብምፅዓን ናብ ንዝተፀገሙ ወገናት ይጎዓዓዝ ከምዘሎ…