Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ፥ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣሻድሊ ሓሰን ዝቐርብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ከምዘዳምፅ ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ተሳተፍቲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ነናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪላ ዝተሳተፉ መራሕቲን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ዝተፈላለያ ሃገራት ነናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ መራሕቲ ጋና፣ ብሩንዲን ዚምባቡዌን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ናይ ክብሪ ምፍናው…

ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ይቀላጠፍ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ይቀላጠፍ ከምዘሎ በዓል መዚ ሲቪል አቪየሽን  ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ በዓል መዚ ኣይተ እንዳለ ኣሰፋ፥ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ኢትዮጵያ ሀንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ይካየዱ…

መሓዉር ፀፅታ ዓለም ንሕቶ ፍትሓዊነትን ሓቛፍነትን ምላሽ ክህብ ይግባእ- ፕሬዚዳንት መሓመድ ኦውልድ ጋዝዋኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሓዉር ፀፅታ ዓለም ንሕቶ ፍትሓዊነትን ሓቛፍነትን ምላሽ ክህብ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያን ግዚያዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን መሓመድ ኦውልድ ጋዝዋኒ ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ክካየድ ናይ ዝቐነየ  መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ…

ኢትዮጵያን ማዳጋስካርን ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያን ማዳጋስካርን ሎሚ መዓከልቲ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማዳጋስካር ራሳታ ራፋራቫቪፊካ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ መበል ራብዓይ ገምጋም ልምዓት ግብርና ሕብረት ኣፍሪካ ፀብፃብ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ መበል ራብዓይ ገምጋም ልምዓት ግብርና ሕብረት ኣፍሪካ ፀብፃብ ኣቕሪቦም። ሓፈሻዊ ፕሮግራም ልምዓት ግብርና ኣፍሪካ ንትራንስፎርሜሽን፣ ሃፍቲ ፈጠራ፣ ውሕስነት ምግብን ቀረብ ዝተመጣጠነ መግብን፣ ምዕባለ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንታት ታንዛኒያን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ሓስንን ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ሺሴኬዲን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳይት ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ምረቓ ሓወልቲ ዝኽሪ ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛንያ ጁሊየስ ኔሬሬ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ካልኦት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ብምዃን ኣብ ምረቓ ሓወልቲ ዝኽሪ ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛንያ ጁሊየስ ኔሬሬ ተሳቲፎም። ተቃላሳይ ናፅነትን ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛንያን ጁሊየስ ኔሬሬ ኣብ ቅሪ ሕብረት ኣፍሪካ…

ደቂ ኣንስትዮ ክመሃራ ምግባር መሰለን ፈሊጠንን ኣኽቢረንን ብናፅነት ክነብራ ኣብ ምግባር ዕዙዝ ግደ ኣለዎ -ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ክመሃራ ምግባር ተወዳደርቲን ተረባሐቲን ክኾና ካብ ምኽኣሉ ብተወሳኺ መሰለን ፈሊጠንን ኣኽቢረንን ብናፅነት ክነብራ ኣብ ምግባር ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ገሊፀን። ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው "ነዓኣ…

ሩሲያ ኣብ ምብራቓዊ ዩክሬን ትርከብ ከተማ ኣዲቪካ ተቖፃፂራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ኣብ ምብራቓዊ ዩክሬን ትርከብ ከተማ ኣዲቪካ ከምዝተቖፃፀሩ ኣፍሊጦም። እታ ከተማ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሓይሊታት ሩሲያ ዝወዓለት ወታደራዊ ሓገዝ ኣሜሪካ ምድንጓዩ ስዒቡ ዩክሬን ሕፅረት ተተኳሲ ስለዘጋጠማ ከተማ ኣዲቪካ ለቒቓ…