Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ዓመፅቲ ሁቲ ኣብ ልዕሊ መርከብ እንግሊዝ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመፅቲ ሁቲ የመን ብወሽመጥ ባሕሪ ኤደን እናተጓዓዘት ኣብ ልዕሊ ዝነበረት መርከብ እንግሊዝ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀሙ ኣቐባሊ ቃል እቶም ዓመፅቲ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቶም ዓመፅቲ ያህያ ሳር÷ ኣብ ልዕሊ ናይ ፅዕነት መርከብ እንግሊዝ ዕዉት…

ካብ ሰብ ስራሕ ሃይቂ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 753 ቶን ፍሪያት ዓሳ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሰብ ስራሕ ሃይቂ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 753 ቶን ፍሪያት ዓሳ ከምዝተረኸበ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ቢኒሻንጉል ጉምዝ ብርሃኑ ኢቴቻ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ፍሪያት፥ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ፍቓድ ብዝወሰዱ ኣርባዕተ ማሕበራት…

ገርድ ሙለር ኣብ ኣዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒዶ)ገርድ ሙለርን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኣዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ውሽጡ ናይ ትማሊ ታሪኽ ጥራሕ ዘይኮነ ንፅባሕ ወለዶ…

ውሕመ ፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ክረኽቡ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ክረኽቡ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብር ኢዩ ክብላ ፍልይቲ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሃና ሰርዋ ገሊፀን። ሃና ሰርዋ ኣፍሪካ ዘጋጥሙዋ ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፀገማት ባዕላ ናይ ምፍታሕ…

ኣኼባ መስረታ ፎረም ዘበናዊ ስርዓት ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝቃወማ ሃገራት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ መስረታ ፎረም ዘበናዊ ስርዓት ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝቃወማ ሃገራት ተሳሊጡ። እቲ ኣኼባ መሪሕ ፓርቲ ሩሲያ "ዩናይትድ ራሺያ ፓርቲ"ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ካብ 15 ክሳብ 17 ለካቲት 2024 ዓ.ም.ፈ ኣብ ከተማ ሞስኮ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ።…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ኩሎም ዞባታት ክልል ኣምሓራ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ኩሎም ዞባታት ክልል ኣምሓራ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መለእኽቲ፥ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ክልል ኣምሓራ ጠመተ ብምግባር ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ…

ዝርገሐ ኤችኣይቪ/ኤድስ ንምቁፅፃር ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣገዳዲ መምርሒ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ኤችኣይቪ/ኤድስ ንምቁፅፃር ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣገዳዲ መምርሒ ተግባራዊ ከምዝግበር ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤችኣይቪ/ኤድስ ፈቓዱ ያደታ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ጨፌ ኦሮሚያ ናይ ኣይተ ታዬ ደንዳኣ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ መበል 6ይ ዘበን ስራሕ 3ይ ዓመት 6ይ ስሩዕ ጉባኤ ናይ ኣይተ ታዬ ደንዳኣ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ዝነበሩ ታዬ ደንደኣ 2 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ምስ ተግባር ግብረ ራዕዲ ተተሓሒዙ…

ጨፌ ኦሮሚያ  ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1.ኣብዱላዚዝ ዳውድ (ዶ/ር)---ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል 2.ኣብዲ ዩያ  (ዶ/ር)   ----- --ኮሚሸነር ኮሚሽን ፕላንን…

ህንፀት ማእኸል መማዕበሊ ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣንስትዮ ይዛዘም ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 10 ኣዋርሕ ህንፀቱ ዝተጀመረ ማእኸል መማዕበሊ ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እቲ ማእኸል ዝርከበሉ ብርኪ ከምዝተገምገመ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ…