ስፓርት ንተፃወትቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ድሬ ንዝፃወቱ ተፃወትቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ። ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፅዋዕ ድሬ፥ ካብ 16 ለካቲት ጀሚሩ ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ድሬዳዋ ክሳለጥ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር ዝሳተፉን ፃውዒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብምስንዳእ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምኽባር ሰሪሓ ኢያ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብምስንዳእ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምኽባር ሰሪሓ ኢያ ከብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም። ኣብ ክሊ እቲ ዝተኻየደ ጉባኤ፥ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጅማር ብፅሒት ዕዳጋን ልውውጥን ትልሚ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንኽኸውን ሓደሽቲ ካፒታላት ኣብ ምስሓብ ፀወታ ዝቕይር ክኸውን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ… Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጅማር ብፅሒት ዕዳጋን ልውውጥን (ስቶክ ማርኬት ኤንድ ኤክስቼንጅ) ትልሚ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንኽኸውን ሓደሽቲ ካፒታላት ኣብ ምስሓብ ፀወታ ዝቕይር ክኸውን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቦርድ ኢንቬስትመንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ትልሚ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ማእኸላይ ዘበን ንምድንፋዕ ዝዓለመ ገምጋም ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ብብርኪ ረቂቕ ዝተሰናደአ 2ይ ትልሚ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ማእኸላይ ዘበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ገምጋም ኣካይዱ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ኣድላይነት እቲ መድረኸ ገምጋም እታወታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ሓፈሻዊ እዋናዊ ምንቅስቓስ ስራሕ እቲ ፓርክ ዝጠመተ መብርሂ ነቶም ኣመራርሓ ምቕራቦም ኣብቲ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምቅልጣፍ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠና ኣፍሪካ ዘድሀበ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምቅልጣፍ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠናን ምድንፋዕ ምትእስሳር ኢኮኖሚን ኣፍሪካ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋና ቤት ዕዮ ሕብረት ኣፍሪካ እናተውሃበ ኣብ ዝርከብ ስልጠና÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 3 ነጥቢ 25 ሚሊየን ሜትር ኪዩብ ስራሕቲ ምልኢት ኮንክሪት ከምዝተወገነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 3 ነጥቢ 25 ሚሊየን ሜትር ኪዩብ ስራሕቲ ምልኢት ኮንክሪት ከምዝተወገነ ምክትል መካየዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክቱ ገሊፆም። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝተትሓዘሉ ግዘ ንምዝዛም እናተሰርሐ ከምዝኾነ ዝገለፁ ራ መሆኑን ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ንግድን ኢንቨስትመንትን ህንዲ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ባህጊ ገሊፁ Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ንግድን ኢንቨስትመንትን ህንዲ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ባህጊ ገሊፁ። ኣባላት እቲ ልኡኽ ምስ ምክትል ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኢንቨስመነት ኢትዮጵያ ዳጋቶ ኩምቤን ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር)ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሉእኻት ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ሞሊ ፊ፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ማይክ ሃመርን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ አምባሳደር ኤርቪን ማሲንጋንን…
ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓቕሚ ግብርና ንምጉልባት ክንሰርሕ ኢና-ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካ Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓቕሚ ግብርና ንምጉልባት ክንሰርሕ ኢና ክብል ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚ ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ዋና ዳይሬክተር ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካን…