Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኢትዮጵያን ኦስትሪያን ኣብ ዘፈር መዓድን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኦስትሪያን ኣለሻ መዓድን ሓዊሱ ተተሓሓዝቲ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር ) ምስ ኣምባሳደር ኦስትሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ሲሞን ኬናፕ (ዶ/ር) ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ…

ዩኔስኮ ኣብ ኣፍሪካ ንዓውዲ ትምህርቲ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ተበፃሕነትን ፅሬትን ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ገሊፁ። ሓጋዚት ዳይሬክተር ጄኔራል ትምህርቲ እቲ ትካል ቲፋኒያ ጄኒኒ ኣብ ኣፍሪካ ሕዚ…

ኢትዮጵያን ዮርዳኖስን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ምስ ሚኒስትር ቱሪዝም ዮርዳኖስ መክራም ሙስጠፋ ተዛቲየን፡፡ ኣምባሳደር ናሲሴ÷ ኢትዮጵያን ዮርዳኖስን ብታሪኽ፣ ብባህሊን ሃይማኖትን ዝተኣሳሰራ ሃገራት ከምዝኾና ኣልዒለን፡፡ ክልቲአን ሃገራት ሓበራዊ…

ኣብ ማዕቐፍ ረቂቕ ፖሊሲ ብሄራዊ ስግግር ፍትሒ ዝጠመተ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕቐፍ ረቂቕ ፖሊሲ ብሄራዊ ስግግር ፍትሒ ትኹረት ብምግባር ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። ጉጅለ ሰብ ሞያ ፖሊሲ ስግግር ንዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ዝተፈላለዩ ክፋላት ንሕብረተሰብ ብምዝታይ ረቂቕ ፖሊሲ ስግግር ፖሊሲ ብምስንዳእ ናብ…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፣ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 7ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ናይ መጀመርታ መዓልቲ ውዕልኡ ዛዕባታት ቀሪቦም ምስተዛተዩሎም ከምዝፀድቁ ትፅቢት ኣሎ። ካብዚ ብምቕፃል ድማ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልልን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመርን በኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤሪቭን ጆዜ ማሲንጋን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተራኺቦም…

መበል 75 ርኽክብ ስልጣን ኣባ ገዳ ጉጂ ኦሮሞ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 75 ርኽክብ ስልጣን ኣባ ገዳ ጉጂ ኦሮሞ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ኣባገዳ ጂሎ ማንዶ ስልጣኖም ንኣባገዳ ጃርሶ ዱጎ ኣረኪቦም፡፡ ቅድሚ መዓልቲታት ኣብ ሜኤ ቦኮ ዝተኣኻኸቡ ኣባ ገዳታትን ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ስርዓት ገዳ ዝርከቡ ክፋላት…

መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጡ ተግባራት ጠሚቱ ምስ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኣወጀ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምንውሑ ስዒቡ ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝስርሑ ተግባራት ጠሚቱ ምስ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ተዛቲዩ። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ነቲ እዚ ዝተውሃቡ ምኽረ…

ሚኒስትር ቱሪዝም ዮርዳኖስ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ቱሪዝም ዮርዳኖስ መክራም ሙስጠፋ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትርን ልኡኾምን ናብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ÷ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣቀባብላ ገየረናሎም፡፡ እቶም ሚኒስት ንክልተ…

ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ነበር ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ነበር ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ብመዓርግ ርእሰ…