Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ካብ ዝኾነ እዋን ብዝበለፀ ንዝኾነ ይኹን ልኡኽ ድልዋት ከምዘኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ካብ ዝኾነ እዋን ብዝበለፀ ንዝኾነ ይኹን ልኡኽ ድልዋት ከምዘኾኑ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ተወካሊ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ባሕሪ ሬር ኣድሚራል ናስር ኣባድጋ፥ ንሓይሊታት ፀረ ሰላም ዓፀፋዊ ስጉምቲ ብምውሳድ ክብሪ ሃገር…

መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ኲናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ዘኽእል ምድላዋቱ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ኲናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ዘኽእል ምድላዋቱ ከምዝተገበረ ሓላፊ ቢሮ ባህል ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ  ኣፅብሃ ገብረእግዛብሄር(ዶ/ ር) ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ብዓል…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ናይ ኣይተ ዮሃንስ ቧያለው ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ፥  ናይ ኣይተ ዮሃንስ ቧያለው ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ኣልዒሉ። ፍልፍል፦ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ኣምሓራ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

ኢትዮጵያ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ዕላዊ ንምግባር መሪሕነታ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ዕላዊ ንምግባር መሪሕነታ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)፥ ኣብ ቡሩንዲ ቡጁምቡራ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መበል 25 መዓልቲ ናይል…

ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ብሰብ ሃፍቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተወነነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዝርከቡ 19 ሼዳት ፍሪያት ብሰብ ሃፍቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተወነኑ ተገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢትዮጵያ ኣይተ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ዋና ተወካሊ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)…

ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዓለምለኻዊ ዓውደ መፅናዕቲ  ኣጠቓቕማ ናዉቲ ዘላቒ ሓይሊ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዓለምለኻዊ መድረኽ ዓውደ መፅናዕቲ  ኣጠቓቕማ ናዉቲ ዘላቒ ሓይሊ የሳልጥ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ምስ ዩኒቨርሲቲ ኖቲንግሃም እንግሊዝ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ከምዝኾነ ኣም ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ ዩንቨርስቲ ዝረኸብናዮ…

መንግስቲ ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተ ዘይተሓለለ ደገፉ ኣጠናኪሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ተስፋዬ ቤልጅጌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተ ዘይተሓለለ ደገፉ ኣጠናኪሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ዋና ተፀዋዒ ሚኒስትር መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ተስፋዬ ቤልጅጌ ገሊፆም። ኣይተ ተስፋዬ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈቶ ስርዓታትቨ ምምሕዳር መንግስቲ ብሓደ ገፁ…

ዘላቒ ሰላም ንምሕላውን ተረባሕነት ኢኮኖሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምርግጋፅን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ-ስንታየሁ ወ/ሚካኤል (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምሕላውን ተረባሕነት ኢኮኖሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምርግጋፅን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርቲ ብልፅግና ስንታየሁ ወ/ሚካኤል (ዶ/ር) ገሊፀን። ሰላም ኢትዮጵያ ክሕሊ ኢየ ንደቀይ እውን “ምንዳ”…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ካብ ኩሎም ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ኩሎም ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።…

ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዓወት ዲፕሎማሲ ዝተረኸበሉ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዓወት ዲፕሎማሲ ዝተረኸበሉ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለምዶ(/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙን…