Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኢትዮጵያ ናይ 3 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ናውቲ ሕክምና ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ለምዓት ኣሜሪካ ናይ 3 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ናውቲ ሕክምና ረኺባ። እቲ 156 መሳርሒታት፥ መመርመሪ ሕማም ሳንቡእ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ዩ ኤስ ኤድ ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር፥ ኣብ ዓውዲ…

6ይ ውድድር ጉያ ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ምክያድ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ውድድር ጉያ ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ምክያድ ክጅምር ኢዩ። እቲ ውድድር ንኣርባዕተ ዓመታት ተቋሪፁ ዝፀንሐ እንትኃን÷ ንመበል 6ይ ግዘ ኣብ ቱኒዚያ ከተማ ሃማማት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 25 ለካቲት ጀሚሩ ከምዝካየድ…

ኮሚሽን ፖሊስ ሃረሪ ፀገም ዲሲፕሊን ኣብ ልዕሊ ዝነበሮም 81 ኣመራርሓን ኣባላትን ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ሃረሪ ፀገም ዲሲፕሊን ኣብ ልዕሊ ዝነበሮም 81 ኣመራርሓን ኣባላትን ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ። ልዕልነት ሕጊ ተትተጓደለ ፍትሒ ንምንጋስ ዝስራሕ ዘሎ ተግባራት ኣጠናኺርካ ንምቕፃል እቲ ኮሚሽን ን15 መዓልታት ዝፀንፀ ገምጋም…

ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝግበር ዓውዲ ግብርና ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝግበር ዓውዲ ግብርና ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ብፋውንዴሽን ቢልና ሚሊንዳ ጌትስ  ኣቢሉ ዝትግበር ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፥ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ክልል ትግራይ፣ ሲዳማ፣…

ኣብ ትግራይ ኣብ ልሙዕነት ሓመድን መፍረይነትን ጠመተ ዝገበረ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልሙዕነት ሓመድን መፍረይነትን ጠመተ ዝገበረ ዋዕላ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ በምትሕብባር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ቶፕ ተፈጥራዊ መዳበርያን ፀረ ባልዕን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበርን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካን(ዩ…

ኣብ ስፔን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብውሑዱ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ከተማ ቫሌንሺያ ኣብ ክልተ አፓርታማታት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብውሑዱ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት እንትሓልፍ 15 ሰባት ድማ ናብ ዝኣተዉዎ ከምዘይተፈለጠ ግልጋሎት ሃንደበታዊ ሓደጋ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ካምፓናር ኣብ ዝበሃል…

ኢትዮጵያ ክልተ ውድድራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ንኽተተኣናግድ ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክልተ ውድድራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ንኽተተኣናግድ ብማሕበር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ከምዝተሓረየት ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኬንያ ኣብ ዘካዶ ጉባኤ ኢዩ…

ኣብ ዝተመረፁ ውልቀ ትካላት ጥዕና ክታበት ኮቪድ-19ን ስሩዕ ክታበታትን ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተመረፁ ውልቀ ትካላት ጥዕና ክታበት ኮቪድ-19 ምስ ካልኦት ስሩዕ ክታበታት ንምሃብ ዘኽእል ሓዱሽ ኣሰራርሓ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ ÷ እቲ ክታበት ካብ መንግስታዊ ትካላት ሕክምና ብተወሳኺ…

መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ኪነ-ጥበብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ኪነ-ጥበብ ኣብ ሆቴል ጊዮን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፌስቲቫል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ፣ ፍሉጣት ሰባት፣ መናእሰይን ህፃናትን ሓዊሱ ብዙሓት ክፋላት ማሕበረሰብ ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ…

ፖሊስ ፌዴራል 139 መበገሲታት ሓደጋ ባርዕ ብፎረንሲክ ብምፅራይ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 15፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 139 መበገሲታት ሓደጋ ባርዕ ብፎረንሲክ ብምፅራይ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ። ፖሊስ ፌዴራል ንሓታቲ ኣካል ምርመራታት ፎረንሲክ ብምግባር ንምርግጋፅ ፍትሒ ርኡይ ግደ ከምዝተፃወተ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ…