Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቀራኒዮ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቀራኒዮ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ‘’ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን’’ ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ…

ኣብ ክ/ከተማ ኣራዳ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ "ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ "ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ…

ዝጀመርናዮም ስራሕቲ እናማዕበልና ዝመረፀና ህዝቢ ምግልጋል ክንቅፅለሉ ኢና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 16፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝጀመርናዮም ስራሕቲ እናማዕበልና ብተኣማንነትን ትግሃትን ዝመረፀና ህዝቢ ምግልጋል ክንቅፅለሉ ኢና ክብላ  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እነት ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ መበል…

ኣይተ ደመቀ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ታሪክ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ማእኸል ቅርስን ትምህርቲን ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ታሪክ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ማእኸል ቅርስን ትምህርቲን ብምዃን ተመሪፆም። ኣይተ ፀጋዬ ጨማ ድማ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ማእኸል…

ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ነበርቲን ነጋዶን ከተማ ጅግጅጋ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ነበርቲን ነጋዶን ከተማ ጅግጅጋ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ንግዲ ዝረኣዩ ክፍተታትን ዘይሕጋዊ ንግዲታትን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። እቶም ተሳተፍቲ ንዘልዓልዎም ሕቶታት ኣይተ ሙስጠፌ…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ መሰል ዘይምኽሳስ ካሳ ተሻገር(ዶ/ር) ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ መሰል ዘይምኽሳስ ኣባል እቲ ቤት ምኽሪ ካሳ ተሻገር(ዶ/ር)  ኣልዒሉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ነዚ ምውሳኑ ኣብ ኮሚኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ኣብ ትግራይ ኣብ መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ዓውደ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ዓውደ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ ዓውደ ዘተ "በዓል ዓወት ዓድዋ ንሰላም፣ ሓድነትን ብራኸ ትግራይን" ብዝብል መራሒ ሓሳብ ዝከምዝተሳለጠ ተገሊፁ። መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት…

ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ዝተጀመረሉ ካልኣይ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ምዕራባዊያን መራሕቲ ናብ ኪየቭ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ዝተጀመረሉ ካልኣይ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ምሕዝነኦም ንምግላፅ ምዕራባዊያን መራሕቲ ናብ ኪየቭ ኣቲዮም። ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ቮንደር ሌየን፥ ብገንዘብ፣ ኢኮኖሚ፣ ወተሃደራዊ ደገፍን ሞራላዊ ምትብባዕን ብምግባር…

ብሄራዊ ኤጀንሲ ቤተ መዛግብትን ቤተ መፃሕፍቲን ኢትዮጵያ ብልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ዘህነፆ ህንፃ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኤጀንሲ ቤተ መዛግብትን ቤተ መፃሕፍቲን ኢትዮጵያ ብልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ዘህነፆ ህንፃ ኣመሪቑ። እቲ ሓዱሽ ህንፃ 17 ደብሪታት ዘለውዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ብምድጋፍ ዝተሃነፀ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ። እዋናዊ…