Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

7ይ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ሰላምን ፀፅታን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ መንግስቲ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘሰናደኦ 7ይ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ ሆሳዕና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሳውን ሚኒስትር ሰላም…

ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብዓወት ጋንታ ሊቨርፑል ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ጋንታታት ማንቸስተር ዩናይትድን ሊቨርፑልን ዝተኻየደ ፀወታ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብዓወት ጋንታ ሊቨርፑል 3 ን 0 ተዛዚሙ። ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ እዚ ሰሙን ካብ ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኦልርታራፎርድ ዝተኻየደ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኒውካስል እንትትዕወት ቸልሲ ማዕረ ተፈላሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበላ ሳልሳይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ኒውካስል ንቶተንሃም እንትትስዕር ቸልሲን ክሪስታል ፓላስን ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9፡30 ኣብ ዝተኻዱ ፀወታታት÷ ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት…

ኣብ ኢትዮጵያ ብዓመት 5 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ዕቤት ከተማታት ከምዝረአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብዓመት 5 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ዕቤት ከተማታት ከምዝረአ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን። እተን ሚኒስትር÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምምጥጣን ገፀርብ ከተማን ዝተሓተ ከምዝኾነን ልዕሊ 80 ሚታዊ ዝኸውን ማሕበረሰብ ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ክትሰርሕ ኢያ – ኣምባሳደር ተፈራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ዘኽእሉ ስራሕቲ ክትሰርሕ ኢያ ክብሉ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም። ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…

ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ሓበራዊ ልምዓት ሃገራት ደቡብ ከምዘጠናኽር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ሓበራዊ ልምዓት ሃገራት ደቡብ ከምዘጠናኽር መንግስቲ ቻይና ገሊፁ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 4 ክሳብ 6 መስከረም 2024 ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቤጂንግ ዝካየድ እንትኸውን÷ ኣብቲ ጉባኤ ቻይናን…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ደርቢ ላንክሻዬር ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ሳልሳይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሊቨርፑል ዝገብረኦ ፀወታ ደርቢ ላንክሻዬር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ሰዓት 12 ክካየድ ኢዩ። ቅድም ክብል ካብ ዝተኻየዱ ሽዱሽተ ፀወታታት ደርቢ ላንክሻዬር ጋንታ ሊቨርፑል…

ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ዓውደ ውግእ ዘርኢ ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ መበል 47 ዓመት ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ኣመልኪቱ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ዓውደ ውግእ ዘርኢ ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ። ኣብ ከተማ ሃረር ኣብ ዝርከብ ወታደራዊ ሙዚዬም እዚ ምብራቕ ዝተሰናደአ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ዋና…

ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ካልአይቲ ብምዃን እቲ ሻምፒዮና ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፔሩ ሊማ ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ውድድር ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ካልአይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ኣብቲ ውድድር÷ 6 ወርቂ፣ 2 ብሩርን 2 ነሓስን ብሓፈሻ 10 ሜዳሊያታት ብምእካብ ኢያ…

ኣትሌት ኣብዲሳ ፈይሳ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ውድድር ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት፥ ኣትሌት ኣብዲሳ ፈይሳ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ። ኣትሌት ኣብዲሳ ፈይሳ 3:40.51 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢዩ ቀዳማይ ወፂኡ።