Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ህዝቢ ካብ ስኑዕ ሓበሬታ ብምርሓቕ ልዕልነት ሕጊ ዝተረጋገፀላ ክልል ንምህናፅ ንክረባረብ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተረኸበ ሰላም ሙሉእ ንክኸውን  ካብ ስኑዕ ሓበሬታ ብምርሓቕ ልዕልነት ሕጊ ዝተረጋገፀላ ክልል ንምህናፅ ንክረባረብ ፃውዒት ቀሪቡ። ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ብምግባር መግለፂ ሂቡ። ኣብ…

ስልጠና ተሃድሶ ንዝዛዘሙ ነበር ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣቀባብላ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣባልት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ዝነበሩ ዝተውሃቦም ስልጠና ተሃድሶ ወሲዶም ንዝዛዘሙን ኣብ ከተማ ደሴን ዞባ ደቡብ ወሎን ንዝተመደቡ ኣባላት ፀፅታ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ኣካቢ ኮማንድ ፖስት ከተማ ደቡብ ወሎን…

ተርሚናል-1 መተኣናገዲ ተጓዓዝቲ ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክፍቲ ክኸውን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርሚናል-1 መተኣናገዲ ተጓዓዝቲ ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክፍቲ ከምዝኸውን ተገሊፁ። እቲ ተርሚናል ድሕሪ ዝተገበረሉ ሕድሳትን ምስፍሕፋሕን ስራሕ ሙሉእ ብሙሉእ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኸውን እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ…

ቅነ ዲጂታል ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅነ ዲጂታል ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። እቲ ቅነ፥ ሓበራዊ ፃዕርና ንዲጂታል ኢትዮጵያና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር)፥ ለዕሊ 526 ኣገልግሎታት መንገስቲ…

ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልለላት ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ሃረሪ፣ ጋምቤላን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ዑደተኛታት፥ ሰብ ዋና ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዝኾኑ ኢትዮጵያዊያን ንክውክል…

ተቛሪፁ ዝፀንሐ መዕርፎ ነፈርቲ ደምቢ ዶሎ ዳግም ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን6 ዓማውቲ ተቛሪፁ ዝፀንሐ መዕርፎ ነፈርቲ ደምቢ ዶሎ ዳግም ስራሕ ጀሚሩ። ኣብ ስነስርዓት ምጅማር ኣገልግሎት፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ክልለ ኦሮሚያን ከምዝተረኸቡ ኣብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ሚኒልክ ደው ኢሉ ዝነበረ ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ሚኒልክ ደው ኢሉ ዝነበረ ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት ከምዝጀመረ ቢሮ ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ዮሃንስ ጫላ፥ እቲ ሆስፒታል ምስ ኣብ ሜዲካል ሴንተር ብምትሕብባር ኣገልግሎት ሕክምና ሕፅበት…

ኣብ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ዝተኻየዱ መድረኻት ዘተ ኣዲስ ወግ ዝሰነደ መፅሓፍ “ኣዲስ ወግ መድረኻት” ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባለፉት 5 ዓመታት ዝተኻየዱ መድረኻት ዘተ ኣዲስ ወግ ዝሰነደ መፅሓፍ “ኣዲስ ወግ መድረኻት” ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ፡፡ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ኣብቲ መርሃ-ግብሪ÷ ብመንፅር መረፃ ርእሰ ጉዳይን…

ፎረም ጉዳያት ፍልሰት ሚኒስትራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ዞባዊ ፎረም ጉዳያት ፍልሰት ሚኒስትራት ምብራቕ ኣፍሪካን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ዓሰርተ ኣባል ሃገራት እቲ ቀጠና፣ ተወከልቲ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት፣ ትካል በይነ…

ን5 ዓመታት ዝፀንሐ መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግ ብመፅሓፍ ተሰኒዱ ንንባብ በቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር “ኣዲስ ወግ” ብዝብል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት እናተኻደ ዝፀንሐ መድረኽ ዘተ ብመፅሓፍ ተሰኒዱ ንንባብ በቒዑ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ኣደባባይ ዝንፀባረቑ ሓሳባት ናብ መድረኽ…