Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ። መበል 19 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ክሳብ 3 መጋቢት 2024 ኣብ ግላስኮ ከምዝካየድ ይፍለጥ፡፡…

ኣብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተዋፈሩ ኣዘዋወርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝውዓለ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተዋፈሩ ኣዘዋወርቲ ሓዊሱ 117 ካብ ሃገር ክወፅኡ ዝነበሩ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ብዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ተታሊሎም ብክልል ሶማሌ ኣቢሎም ካብ…

20 ሚሊየን መናእሰይ ስልጠና ንክረኽቡ ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓማውቲ 20 ሚሊየን መናእሰይ ስልጠና ንክረኽቡ ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ። ብተወሳኺ ኣብቲ መርሃ ግብሪ 10 ሺሕ መናእሰይ ናይ ኣሰልጣኒ ስልጠና ክወሃቦም ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ መንጎ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን…

ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ንዝርከቡ ሓረስቶት ሓገዝ ዘርኢ ኣትክልቲን ፍረምረን ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ልምዓት ኔዘርላንድስ ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ንዝርከቡ ሓረስቶት ሓገዝ ዘርኢ ኣትክልቲን ፍረምረን ገይሩ። እቲ ትካል ብጎንፂን ድርቂን ንዝተጎድኡ ኣብ ትግራይን ኣምሓራን ንዝርከቡ 4 ሺሕ ሓረስቶት ዝከፋፈል ዘርኢ ኣትክልቲን ፍረምረን…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ካብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ምስ ዝተውፃፅኡ ተወከልቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ዝተፈላለያ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ፥ ሎሚ መዓልቲ ሰፊሕ ሃገራዊ ትሕዝቶ ኣብ…

ብ45 ሚሊየን ዶላር መመሓየሺ ፕሮጀክት መሰረተ ልማት ኤሌክትሪክ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተመረፃ 10 ከተማታት ፕሮጀክት ዳግመ ህንፀትን መመሓየሺ መሰረተ-ልማትን ኤሌክትሪክ ብምሕንፃፅ ናብ ስራሕ ምእታዉ ተገሊፁ፡፡ እቲ ፕሮጀክት ተግባራዊ ምግባሩ ብምኽንያት ምእራግ መስመራት ዲስትሪቢዩሽን ኣብ…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ቀፃልነት ዘለዎ ደገፍ ንክገብር ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንዝትግበሮ ፕሮጀክትታት ጠንካራ ምትሕብባርን ቀፃልነት ዘለዎ ደገፍን ንክገብር ሓቲቶም። እቶም ሚኒስትር ምስ ዳይሬክተር ልምዓት ባንኪ ኣፍሪካ ጆናታን ንዛይኮሬራ ዘቲዮም። እቲ ባንኪ ኣብ…

ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ትካላት ፍትሒ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ትካላት ፍትሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፣ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፍትሕ ባይ ቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ሓለፍቲ ቢሮ ፍትሒ ክልላትን ምምሕዳር…

እስራኤልን ሃማስን ወርሒ ረመዳን ምኽኒያት ብምግባር 40 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዐነት ደው ምባል ተዂሲ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤልን ሃማስን ወርሒ ረመዳን ምኽኒያት ብምግባር 40 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዐነት ደው ምባል ተዂሲ ከምዝገብሩ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ብዝምልከት ከምዝበልዎ፥ ሃማስ ረቂቕ ሰነድ እቲ…

ሰላምን ልምዓትን ህዝቢ ንምጥንኻር ብመሰረት ዝተሰርሐ ስራሕ ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ- ሌ/ል ጄ/ል መሰለ መሰረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሆሮ ጉድሩ ዞባ ወለጋ ዝርከብ ጉጅለ ገብረ ራዕዲ ሸኔ ንምጥፋእ ምውዳድን ምትሕብባርን ኣመራርሓ ኣድላዪ ኢዩ ክብሉ ኣዛዚ ምዕራብ እዚ  ሌተናል ጄኔራል መሰለ መሰረት ገሊፆም። ሌተናል ጄኔራል መሰለ መሰረት ኣብ ዞባ ሆሮ ጉድሩ ወለጋ ብምርካብ…