Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ሃገራዊ ዘተ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ሃገራዊ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። እቲ መበል 128 ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ “ዓድዋ ድምቀት ሕብረ ብሄራዊነት ውፅኢት ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።…

ኣይኦኤም ንካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ፈልሰተኛታት(ኣይኦኤም) ንካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ራና ጃበርን ተወካሊ…

ኣምባሳደር ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ዝተመርሐ ልኢኽ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ። እቲ ልኡኽ ድሕሪ ዑደት ድማ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰውን ኣባላት ማኔጅመንትን…

ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 10 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 10 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣምባሳደር ኔዘርላንድስ ኢትዮጵያ ሄንክ ያን ባከርን ተፈራሪሞምዎ። እቲ ሓገዝ ኣብ ደረቅ ወደብ ሞጆ…

ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ሚኒስትር ዴኤታ ደረጄ ድጉማን ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ቴድ ቻይባን ተዛቲዮም። ዘተኦም ድማ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ፀገማት ዝተጎድኡ ከባቢታት ዘሎ ስርዓት ጥዕና ምጥንኻር ዝከኣለሉ ኩነታት ተላዒሉ፡፡…

ኢትዮጵያ ምስ ጀርመንን ፈረንሳይን ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያ ምስ ጀርመንን ፈረንሳይን ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኣጠናኺሩ ከምዝሰርሕ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ንኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን ኣውርን…

ኢትዮጵያን ኬንያን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ዘለወን ዓብዪነር ታሪኻዊን ርክብ ኢሉ እውን ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኬንያ ኣብ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ብፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊልያም ሩቶ ኣብ ስቴት…

ምስ ኬንያ ሓደ ዓይነት ራኢ ዘለወን ጎረባብቲ ከም ምዃነን ብሓባር ንምስራሕ ዘለና ቆራፅነት ተጠናኺሩ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሓደ ዓይነት ራኢ መፃኢ ዕድልን ዘለወን ጎረባብቲ ከም ምዃነን ምስ ኬንያ ብሓባር ንምስራሕ ዘለና ቆራፅነት ተጠናኺሩ ኣሎ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ጋዜጠኛ ኣንቷን ጋሊንዶ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለ ካብ ዝተውሃቦ ፍቓድ ፀብፃ ወፃእ እናተንቀሳቐሰ ስለዝተረኸበ ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳዊ ጋዜጠኛ ኣንቷን ጋሊንዶ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለ ካብ ዝተውሃቦ ፍቓድ ፀብፃ ወፃእ ኣብ ጉዳያት ውሽጢ ሃገር እናተንቀሳቐሰ ስለዝተረኸበ ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ…

መበል 128 በዓል ዓወት ዓድዋ ዓወታት ሰራዊትናን ዘኹዕ ገፅታን ብዘጉልህ መልክዑ ክኽበር ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 128 በዓል ዓወት ዓድዋ ዓወታት ሰራዊትናን ዘኹዕ ገፅታን ብዘጉልህ መልክዑ ክኽበር ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ÷ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳያት መግለፂ ሂበን።…