Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ቻይና ኣብ መርሃ ግብሪ ቤልት ኤንድ ሮድ ዝትግበሩ ፕሮግራማት ኣፋሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ መርሃ ግብሪ ቤልት ኤንድ ሮድ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ዝትግበሩ ፕሮግራማት ዕላዊ ገይራ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ዝጅመር ጉባኤ ቻይና-ኣፍሪካ ዲጂታል ኢኮኖሚ፣ ሓምለዋይ…

እዚ ምብራቕ ዓቕሚ ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ሶማሌ ኣብ ምዕባይ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከመዘበርከተ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ዓቕሚ ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ሶማሌ ኣብ ምዕባይ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከመዘበርከተ ኣመራርሓ ሓይሊ ፀፅታ እቲ ክልል ገሊፆም። ሓላፊ ቢሮ ፀፅታ ክልል ሶማሌ ደይብ ኣህመድ÷ ሰራዊት ምክልኻል ብፍላይ ድማ እዚ ምብራቕ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል…

5ይ ጉባኤ ሰገናትን መናእሰይን ጥዕና መናእሰይን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ጉባኤ ሰገናትን መናእሰይን ጥዕና መናእሰይን ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ተበፃሕነትን ፅሬትን፡ ምላሽ ዝህብ ስርዓት ጥዕና ንኹሎም ንሰገናትን መናእሰይን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ…

ኣትሌት ያየሽ ጌቴ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፓራሊምፒክ ኣትሌት ያየሽ ጌቴ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዓይነ ስውራት ደቂ ኣንስትዮ (T-11) ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ፡፡ እታ ኣትሌት ቅድም ክብል 4 ደቒቕ 27 ሰከንድን 68 ማይክሮ ሰከንድን ባዕላ ሒዛቶ ዝነበረት…

ንሩሲያ ይስልል ነይሩ ዝተብሃለ ዓሳ ነባሪ ሞይቱ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሩሲያ ይስልል ነይሩ ዝተብሃለ ዓሳ ነባሪ ኣብ ጠረፍ ባሕሪ በኖርዌይ ሞይቱ ከምዝተረኸበ ተሓቢሩ። እቲ ዓሳ ነባሪ ብቋንቋ ኖርዌይ "ህቫለ" ወይ እውን "ዓሳ ነባሪ" ዝብል ብምውሳድ ሽም ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ብምውሳኽ "ህቫልዲሚር" ዝብል…

ንመዕደጊ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)25 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንምዕዳግ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ብመንግስቲ ተፈቒዱ። ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ንመስኖ ሕርሻ ዝውዕል ዳፕን ዩሪያ መዳበሪያ ካብ ወፃኢ ናይ ምጉዕዓዝ ከይዲ…

ሞሓመድ ሳላህ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብ ጋንታ ሊቨርፑል ከምዝለቅቅ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ሊቨርፑል ሞሓመድ ሳላህ ኣብ መወዳእታ ዓመት ውድድር ዘበን 2024/2025 ካብታ ጋንታ ከምዝለቅቕ ኣፍሊጡ፡፡ ትማሊ ጋንታ ሊቨርፑል ድሕሪ ኣብ ልዕሊ ታሪኻዊት ተናሓናሒታ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተጎናፈቶ ዓወት ንስካይ…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ቅበላ ተምሃሮ ካብ 2017 ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ቅበላ ተምሃሮ ካብ 2017 ዘበነ ትምህርቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። እቲ ኣሰራሓ÷ ዩኒቨርሲቲን ኣዲስ ኣበባ ዝለዓለ ውፅኢት ዘመዝገቡን ፍሉይ ክእለት ዘለዎምን ተምሃሮ ዝመሃሩሉ ትካል ዝገብሮ ኢዩ…

7ይ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ሰላምን ፀፅታን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ መንግስቲ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘሰናደኦ 7ይ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ ሆሳዕና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሳውን ሚኒስትር ሰላም…

ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብዓወት ጋንታ ሊቨርፑል ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ጋንታታት ማንቸስተር ዩናይትድን ሊቨርፑልን ዝተኻየደ ፀወታ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብዓወት ጋንታ ሊቨርፑል 3 ን 0 ተዛዚሙ። ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ እዚ ሰሙን ካብ ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኦልርታራፎርድ ዝተኻየደ…