Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣሜሪካ ማእኸል መወንጨፊ ሚሳኤል ዓማፅያን ሁቲ ኣዕኒያቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝነበራ ነዳዲ ዝፅዕና መራኽብ መጥቃዕቲ ድሕሪ ምብፅሑ ኣሜሪካ ማእኸል መወንጨፊ ሚሳኤል ዓማፅያን ሁቲ ኣዕኒያቶ። ሰራዊት ኣሜሪካ፥ እቲ ዓማፂ ጉጅለ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ክልተ ፀዓንቲ ነዳዲ ዝኾና መራኽብ ዘብፅሖ መጥቃዕቲ…

ኣትሌት ይታያል ስለሺ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ይታያል ስለሺ ኣብ መበል 17 ውድድራት ፓራሊምፒክ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ዓይነ ስውር ጩራ (T-11) ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ። እቲ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 4 ደቒቕ 23 ሰከንድን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት…

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ቢል ጌትስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ ምስ መስራቲን ኣቦ መንበርን ፋውንዴሽን ቢልን ሜሊንዳ ጌትስ ዝኾኑ በዓል ሃፍቲ ቢል ጌትስ ተዛረቲዮም። ቢል ጌትስ ምስ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዲጂታል ፕሮጀክት…

መሪሕ ሓሳብ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ሓሳብ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ። ኣተሓባባሪ ኮሚቴ እቲ በዓል ሎሚ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ “ሃገራዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ እቲ በዓል ከምዝኽበር ኣፍሊጡ። ኣፈ ጉባኤ…

ኣተኣኻኽባ እቶት ንምዕባይ ዝተዋደደ ስራሕ ምኽባር ሕጊ ወሳኒ ኢዩ – ሚኒስቴር እቶት

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረጋገገአ ስርዓት ኢኮኖሚ ንምፍጣርን ኣተኣኻኽባ እቶት ንምድንፋዕን ቀፃሊ ዝኾነ ዝተዋደደ ስራሕ ምኽባር ሕጊ ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣገንዚበን፡፡ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ምቁፅፃርን ምክልኻን ኮንትሮባንድ፣…

ሉዊስ ሱዋሬዝ ካብ ዝቕፅል ቀዳም ዝካየድ ፀወታ ንደሓር ንባዕሉ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ከምዘግልል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡራጋዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሉዊስ ሱዋሬዝ ካብ ዝቕፅል ቀዳም ዝካየድ ፀወታ ንደሓር ንባዕሉ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ከምዘግልል ኣፍሊጡ። ወዲ 37 ዓመት ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሱዋሬዝ÷ ሃገሩ ኣብ ዝቕፅል ቀዳም ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ፓራጓይ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዓመት በዓል ዝኾኑ ናውቲታት ብስፍሓት ምቕራቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዓመት በዓል ዝኾኑ ናውቲታት ብስፍሓት ምቕራቦም ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ሃቢባ ሲራጅ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ፍሪያታት ኢንዱስትሪን ግብርናን ሓዊሱ ተዋፅኦታት እንስሳት ብእኹል…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ መበል ታሽዓይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ መፃኢ እዋን ብሓባር…

ኣምባሳደር ባጫ እዚ ምብራቕ ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ንጎረቤት ሃገር ዋሕስ ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ንምኽባር ሉኣላዊነት ሃገር መስዋእቲ ንምኽፋል ንደሓር ዘይብሉ ኣባላት ዘለዉዎ ክፍሊ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ነበር ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ዝነበሩ እቶም ኣምባሳደር÷ እቲ እዚ ዝተጣየሸ ወራር ሶማሊያ…

ክሳብ መፋርቕ ወርሒ ጥቅምቲ ዝራሕቲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ክዛዝም ኢየ – ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ኦሮሚያ፣ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኢትዮጵያን ከይዲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ክሳብ መፋርቕ ወርሒ ጥቅምቲ ንምዝዛም ከምዝሓሰበ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ…