Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ስነሰርዓት መጀመሪ ፕሮጀክት ዘይምእኹል ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 500 ሚሊየን ዶላር፥ ስነሰርዓት መጀመሪ ፕሮጀክት ዘይምእኹል ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ብባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ፣ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ንሽዱሽተ ዓማውቲ ዝትግበር ፕሮጀክት…

ኣብ ኣህጉራዊ ውድድር ኣይ ሲቲ ሁዋዌ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ተኒዚያ ዝተኻደ ኣህጉራዊ ውድድር ፍፃመ ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም። ብ”ኮምፒውቲንግ ትራክ” ዝተኻየደ ውድድር ካብ ኢትዮጵያ፣ ማሊ፣ ካሜሩን፣ ሴኔጋል፣ ኣልጄሪያ፣ ቱኒዚያ፣ ሊቢያ፣ ግብፂን ሞሮኮን…

ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ብምዝማን ኣብ ትንተና ስግኣት ሓደጋ ጥዕናን ምላሽን ምውዓል ይግባእ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምንቅስቓስ ስራሕ ኢኒስቲትዩትን ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ተዓዚበን፡፡ ኣብ ዑደተን ድማ ኣብ ትሕቲ እቲ ኢንስቲትዩት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ላቦራቶሪታት ዝርከቡሉ እዋነዋ ከይዲ ስራሕ፣ ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዝርከቡን…

ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሩሲያ ምክያድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ምስ ሰለስተ ተነሓናሕቲ ዝተፋጠጡሉ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሩሲያ 2024 ዓ.ም.ፈ ምክያድ ተጀሚሩ። ንቐፃሊ ሽዱሽተ ናይ ስራሕ ዓማውቲ ሩሲያ ምምሕዳር ኣብ ዝግበር ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣርባዕተ ሕፁያት ይነሓንሑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።…

ሕቶ ፍትሒ ዜጋታት መልሲ ንኽረክብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ፍትሒ ዜጋታት መልሲ ንኽረክብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። መፃረዪ ጉባኤ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ኣብ ዝምረሐሉ ሰነድ ረቂቕ ደምቢ ኣሰራርሓ ስነ ስርዓት ዝጠመተ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ…

ሰለስተ ማእኸላት ዕዳጋ ኣዲስ ኣበባ ብሙሉእ ዓቕመን ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰለስተ ማእኸላት ዕዳጋ ኣዲስ ኣበባ ብሙሉእ ዓቕመን ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። እተን ማእኸላት ዕዳጋ፥ መሸጢ ፍሪያታት ግብርና ኮልፌን ኩራን፣ መሸጢ ፍሪያት እኽሊ ኣቃቂ ቃሊቲ ከምዝኾና ተሓቢሩ።…

ዋጋ ነዳዲ ክስተኻኸል ምግባሩ ኮንትሮባንድ ንኽንኪ ሓጊዙ – ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋጋ ነዳዲ ክስተኻኸል ምግባሩ ኮንትሮባንድ ንኽንኪ ከምዝገበረ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ÷ ኣብ ኮንትሮባንድ ዝተዋፈሩ ዘይሕጋዊ ነጋዶ ዘይተገበአ…

ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ቶም ፔሪሎ ጋርበ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታትን እዋናዊ ኩነታት ሱዳንን ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ታዬ…

ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ኩሎም ከባቢታት ትግራይ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ሓበራዊ ታሪክ ዓወትና ዝኾነ ዓወት ዓድዋ መፃኢ ትውልዲ ብዘምህር፣ ብዘዛመድን ታሪኩ ብዝሓለወን መገዲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ መንግስቲ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ብምትሕብባር ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ማክሮ ኢኮኖሚ፣ ህንፀት ሰላምን ሓደጋታት ተፈጥሮ ኣብ ምፅዋርን ዝጠመተ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ መንግስቲን መሻርኽቲ ልምዓትን ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሳነ ምምሕዳር፣ ሚኒስትራት፣ ሓላፍቲ ትካላት መሻርኽቲ ልምዓት፣ ኣምባሳደራትን ዝምልከቶም…