ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ንጉዱኣት ኣካል ተምሃሮ ልዕሊ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ፌደሬሽን ማሕበራት ጉዱኣት ኣካል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ልዕሊ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ሓገዝቲ መሳርሒታት ገይሩ። ኢትዮ ቴሌኮም ምስቲ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር ካብ መላእ ሃገር ንዝተውፃፅኡ 500 ንዝኾኑ ጉዱኣት ኣካል ተምሃሮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ነበር ፕሬዚዳንት ብራዚል ምስ ክታበት ኮቪድ ተተሓሒዙ ክሲ ተመሰሪቱዎም Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ብራዚል ጄር ቦልሶናሮ ብገበን ምጭብርባር ሓበሬታ ክታበት ኮቪድ ብፖሊስ ክሲ ተመስሪቱዎም፡፡ ቦልሶናሮ ክታበት ኮቪድ 19 ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ኣብ ብራዚሏ ከተማ ሳኦ ፖሎ ከምዝወሰዱ ሓበሬታ ሕክምና ይግለፅ እምበር፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራል ኣብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራል ዘካተተ ልኡኽ ድጋፍን ክትትልን ኣብ ክልላት ኣምሓራን ጋምቤላን ከምኡ እውን ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ÷ ብሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ማዕርነት ስርዓተ-ፆታን ልምዓት ደቂ ኣንስትዮን ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 68 ዓለም ለኸ ጉባኤ ማዕርነት ስርዓተ-ፆታን ልምዓት ደቂ ኣንስትዮን ትሳተፍ ኣላ። እቲ ጉባኤ÷ "ድኽነት ብምቕራፍ፣ ትካላት ብምጥንኻን ኣብ ስርዓተ ፆታ ፋይናንስ ብምድንፋዕ ዓወት ማዕርነት ስርዓተ ምቅልጣፍን ኩለን ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ባህሊ ልገሳ ደም ንኸማዕብል ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ባህሊ ልገሳ ደም ብምምዕባል ደም ንዘድልዮም ቀገናት ንኽበፅሕ ግልጋሎት ባንኪ ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ቁፅሪ ወለንታውያን ለገስቲ ደም ምንካዩ ስዒቡ እኹል ደም እናተኣከበ ከምዘይኮነ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ግሪኽ መዘነአን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ክሪኽ ካትሪና ሳኬላሮፖሉ ኣብ መንበሪ ገዝአን ብምርካብ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ግሪኽን ዘሎ ታሪኻዊ ምትእስሳር ምሕዝነትን ምትሕብባርን ዳግም ኣረጋጊፀን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ዘቲዮም Desta Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምናን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምናን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኤችኣይቪ/ኤድስ ንምግታእ ዝውዕል 111 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንኢትዮጵያ ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ትልሚ ህፁፅ እዋን ድጋፍ ኤድስ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ኤችኣይቪ/ኤድስ ንምጥፋእ ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዝውዕል ሓገዝ 111 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም። መተሓባበሪ ዓለም ለኸ ኤድስ ኣሜሪካን ላዕለዋይ በዓል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ላዕለዋይ ሓላፊ ሃማስ ማርዋን ዒሳ ከምዝተቐተለ ገሊፃ Desta Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ሓላፊ ሃማስ ዝኾነ ማርዋን ዒሳ ብደብዳብ ኣየር ከምዝተቐተለ ኣፍሊጣ። ማርዋን ዒሳ ምክትል ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሃማስ እንትኸውን፥ ኲናት ሃማስን እስራኤልን ብ7 ጥቅምቲ ካብ ዝጅመር ዝተቐተለ ዝልዓለ ሓላፊ ሃማስ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሃማስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 234 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ ተሽከርከርቲ ንክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ተዋሂበን Desta Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ብልዕሊ 234 ሚሊየን ብር ዝዓደገን 42 ቶዮታ ሃርድ ቶፕ ን12 ክልላትን ከልተ ምምሕዳራት ከተማን ከምኡውን ኣርባዕተ ትካላት ፌዴራል ኣረኪቡ። እቲ ዕድጊት፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ሚኒስቴር ገንዘብ ተግባራዊ…