Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታ ኣፍሪካ ብፍርቂ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው 2ይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ብሩር ክተምፅእ ክኢላ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ውድድር 20 ኪሎ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ እናተኻየደ እንትኸውን÷ ኣትሌታት ተሰማ…

ጥንኩር ትካል ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ዘለና ሃገርን ህዝቢን ብሰላም ንኽነብር ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥንኩር ትካል ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ዘለና ሃገርን ህዝቢን ብሰላም ንኽነብር ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ሌ/ጄ ይልማ ሎሚ መዓልቲ ንላዕለዎት መኮንናት ስነ-ስርዓት ምልባስ ዕቤት መዓርግ ኣብ…

ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ናብ ኢትዮጵያ ምእታው ከምዝተባባዕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ናብ ኢትዮጵያ ምእታው ከምዝተባባዕ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሓሰን ገሊፆም። ብመሰረት እዚ ሙሉእ ንሙሉእ ተገጣጢመን ናብ ውሽጢ ዓዲ ንዝኣትዋ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ዝኽፈል…

ፍርያት ምግቢ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምዕባይ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ-ምግብ ንምምሕያሽ ፍርያት ምግቢ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምዕባይ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ዳይሬክተር ፋውንዴሽን ቺልድረንስ ኢንቨስትመንት ፈንድ (ሲፍ)ን ጉጅለ ልኡኾምን ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን…

ብሚኒስትራት ዝተመርሑ ዝተፈላለዩ ልኡኻት ስራሕቲ ልምዓት ይዕዘቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌደራል ዝተመርሑ ዝተፈላለዩ ናይ ክትትልን ድጋፍን ጉጅለ ልኡኻት እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ይዕዘቡ ኣለዉ። ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ክልል ማእኸላዊ…

ኣስታት 80 ዝኾና ትካላት ፋይናንስ ኣባል መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ከምዝኾና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት 80 ዝኾና ትካላት ፋይናንስ ኣባል መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ከምዝኾና ተገሊፁ። ፈንድ መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ዝጠመተ ግንዛበ ናይ ምፍጣር መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ምክትል ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ኣካቢ…

ኣብ ወርሒ ለካቲት 33 ሺሕን 711 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ለካቲት 33 ሺሕን 711 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ከተማታትን መንደራትን ገፀር ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ንምግባር ብመሰረት ዝተሰርሐ ስራሕ ኣብ ወርሒ ለካቲት 11 ከተማታትን…

ክልላት ሰብኣዊ ሓገዝ ብፍትሓውነት ናይ ምውዛዕ ስራሕ ሓላፍነተን ብኣግባቡ ንክዋፃኣ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ብምንግስቲ ዝቐርብ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ብፍትሓውነት ናይ ምውዛዕ ስራሕ ሓላፍነተን ብኣግባቡ ንክዋፃኣ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ተወካሊ ኣፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ኮሚሽን ኣታለል ኣቦሃይ፥ ብሰብ…

ኢትዮጵያ ብውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ወሲዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ብውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ወሲዳ። ኣብቲ ውድድር ውዴ ከፍያለው፣ ተኬን ኣማረ ብቕደም ሰዓብ ካልኣይን ሳልሳይን ብምውፃእ እቶም ሜዳሊያታት ንሃጎም ኣምፂኦም።…

ኢትዮጵያ ብውድድር ምርኩስ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ውድድር ምርኩስ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ነሓስ ከምዝረኸበት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ገሊፁ። ከም ኣገላልፃ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኣትሌት ኣበራ ለማ ኣርባዕተ ሜትሮ ብምዝላል እቲ ሜዳሊያ ተረኪቡ። እዋናዊ…