ኣብ ክልል ዓፋ ዘሎ ሃፍቲ ኣልሚዕኻ ኣብ ምጥቃም ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋ ዝርከብ ሃፍቲ ኣልሚዕኻ ኣብ ምጥቃም ዝተጀመሩ ስራሕቲ ኣጠናኺካ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
ብኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ልኡኽ ፌዴራል ኣብ ክልል ዓፋር እናገበሮ ዝፀንሐ ናይ ሓገዝ ዑደት…