Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ንልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ናብ ደቡብ ሱዳን ንዝዋፈሩ ላዕለዎት መኮንናት ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናብ ደቡብ ሱዳን ንዝዋፈሩ ላዕለዎት መኮንናት ፖሊስ ኢትዮጵያ ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ሰራዊት ፖሊስ ኢትዮጵያ ብስነምግባሩን ወተሃደራዊ…

ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ብጉድኣት ምኽንያት ንዘይተወሰነ ግዘ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ፋሲል ከነማን ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ብዘጋጠሞ ከቢድ ጉድኣት ምኽንያት ንዘይተወሰነ ግዘ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ገሊፆም፡፡ ብኽባር ዝውውር ናብ ጋንታ ፋሲል ከነማ ዝተፀምበረ…

ኩባንያ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ዓውዲ ፋይናንስ ብዲጂታል ንምሕጋዝ ዝዓለመ መድረኽ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ዓውዲ ፋይናንስ ብዲጂታል ንምሕጋዝ ዝዓለመ መድረኽ የካይድ ኣሎ። እቲ ኩባኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ጀሚሩ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ሰሙን እናካየደ ፀኒሑ። ትልሚ 2025 ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን…

ሕማም ዓሶ ብኸመይ ንከላኸሎ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ዓሶ ክንከላኸሎን ክንፍውሶን እንኽእል ሕማም'ዩ። ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ምርመራ ካብ መንጎ ዝተገበረሎም 10 ሚሊየን ሰባት እቶም 3  ነጥቢ 2  ሚሊየን ብዓሶ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ምስቅስቓስ…

ሃገር ለኸ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መፍጠሪ ግንዛበ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መፍጠሪ ግንዛበ "ብኽለት ይኣክል ፅባቐ ይንቃሕ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኻይዱ። እቲ ጎስጓስ ብዕሊ ዘጀመሩ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ከምዝበሉዎ÷ ንድኽነት ምስዓር ዝከኣል ምስ ተፈጥሮ ምትዕራቕ…

ብሓደጋ ትራፊክ  ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ወረዳ ኣርባንጭ ጣቢያ ቆላ ሼሌ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ብሓደጋ ትራፊክ  ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ፖሊስ ዞባ ጋሞ ገሊፁ። እቲ ሓደጋ ትማሊ ምሸት ኣስታት ሰዓት 2፡00 ከምዘጋጠመ ዝገለፁ ኣዛዚ ፖሊስ እቲ ዞባ ኢንስፔክተር ደበበ…

ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 3  ነጥቢ 2  ሚሊየን ሰባት ብዓሶ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር ምርመራ ካብ መንጎ ዝተገበረሎም 10 ሚሊየን ሰባት እቶም 3  ነጥቢ 2  ሚሊየን ብዓሶ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ምስቅስቓስ ሰባት ስዒቡ ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ ሕማም ክህሊ ከምዝኽእል ተሓቢሩ።…

ፓርቲ ብልፅግና  ቅርንጫፍ ኦሮሚያ ክልላዊ ኮንፈረንስ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና  ቅርንጫፍ ኦሮሚያ ክልላዊ ኮንፈረንስ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ቅርንጫፍ ኦሮሚያ ፍቃዱ ተሰማ፣…

ኣብ መላእ ሃገር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 9 ን 46 ደቒቓን ካብ ከተማ ባህርዳርን ከባቢኡን ወፃእ ኣብ መላእ ሃገር ሙሉእ ንሙሉእ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ሲስተም ብመሰረት ዘጋጠመ ፀገም እቲ ሓይሊ ከምዝተቛረፀ ብምግላፅ፥…

ወሓዚ ሩባ ተከዘ ብምጥቃም ኣብ ወረዳ ኣስገደ ልዕሊ 600 ሄክታር መሬት ብኣሕምልትን ፍረምረን ይለምዕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍትን ሓረስቶትን ክልል ትግራይ ወረዳ ኣስገደ ኣብ ልምዓት መስኖ ይነጥፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ክኢላ መስኖ እቲ ወረዳ ኣይተ ምዕሾ በየነ፥ ሩባ ተከዘ ብምጥቃም ኣብ ጣብያታት ደደቢትን ዓዲ መሓመዳይን ብሰብ ሃፍትን ሓረስቶት ወረዳ ኣስገደ ልዕሊ…