Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ውሕመ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣፍሪካ ያኩብ ኣል ሂሎን መተሓባበሪ ሓጋዚ ፀሓፊ እቲ ትካል ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)ን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሮም። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ…

ብመስኖ ካብ ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ ልዕሊ 50 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ተኣኪቡ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመስኖ ካብ ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ 50 ሚሊየን 864 ሺሕ 516 ኩንታል ፍርያት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ብልምዓት መስኖ ስርናይ 3 ሚሊየን ሄክታር ብምሕራስ 120 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምርካብ ተሓሲቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ዝገለፀ…

ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ገደብ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ገደብ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ሎሚ ሰዓት 5 ቅድሚ ቀትሪ ካብ ከተማ ዲላ ናብ ገደብ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪክ ካብ ገደብ ናብ ዲላ ምስ እትጓዓዝ ዝነበረት ናይ ህዝቢ መመላለሲት…

ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ-ስፖርተኛታት ጉስጢት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ ክብላ ስፖርተኛታት ጉስጢት ገሊፀን። እተን ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ወርቂ ዘርከባ ስፖርተኛታት እተቲ ዓውዲ ቤተልሄም ገዛኸኝን ቤተል ወልዴ ምስ…

ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕሉ ዝነበሩ መራኸቢ ሬዲዮታት ዓውደ ኲናት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ውሽጢ ሃገር ብምእታው ኣብ ተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕሉ ዝነበሩ መራኸቢ ሬዲዮታት ዓውደ ኲናት ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ዞባ ጌዴኦ ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ዘይሕጋዊ መራኸቢ ሬዲዮታት መበገሲኦም ሞያሌ ከምዝነበረ ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ጌዴኦ ኮማንደር ግርማ በየነ…

ኣባላት ባይቶ ህዝቢ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ባይቶ ህዝቢ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ሕድሳት ከተማን ልምዓት ኮሪደርን ዑደት ገይሮም። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ድማ ንኣባላት እቲ ባይቶ ገለፃ ገይረን፡፡ ኣብ ገለፃአን…

በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን፥ ዕዳጋ ነዳዲ ብኹለን ባንኪታት ከምዝጅመር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣብ ዝተወሰነ ኣማራፅታት ከፍሊት ዝነበረ ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ ቀፃሊ ብኹለን ባንኪታት ከምዝጅመር ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ በዓል መዚ በቀለች ኩማ፥ ምስ ዕዳጋ ነዳዲ ዝዛመድ ካብ ዓማዊልን ካልኦት ባንኪታትን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 670 ሺሕን 568 ትሕዝቶታት መሬት ዲጂታል ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 670 ሺሕን 568 ትሕዝቶታት መሬት ዲጂታል ምግባር ከምዝተኽኣለ ቢሮ ምልማዕን ምምሕዳርን መሬት እታ ከተማ ገሊፁ። ኣብቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ግዕዙያት ኣሰራርሓታትን ስርቂን ንምክልኻል ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ስራሕቲ ሪፎርም ክስርሑ…

112 ብኮሪደር ልምዓት ዝተልዓሉ ዜጋታት ዕፃ በራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣውፂኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ኣባይቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኮሪደር ልምዓት ተለዓልቲ ንዝኾኑ 112 ነበርቲ ክ/ከተማ ወራዳ 8 ሎሚ መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ መንሪ ኣባይቲ ኣካይዱ፡፡ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኮርፖሬሽን ቶማስ ደበሌ (ኢ/ር)፥ “ገዛ ንወዲሰብ…

ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ ጋዛ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቀ ጳጳስ ቤተክርስቲያን ካቶሊክ ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ በዓል ትንሳኤ ኣብ ጋዛ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ፖፕ ፍራንሲስ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ሰላም ትኹረት ዝገበረ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ መልእኽቶም…