Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ዝገብሮ በረራ ናብ መዓልታዊ አዕቢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ዝገብሮ በረራ ካብ ሳምንታዊ ናብ መዓልታዊ ከምዘዕበዮ ኣፍሊጡ። እቲ በረራ ናብ ዕለታዊ ምዕባዩ ንመገደኛታት ዝተመወ ጉዕዞ ኣማራፂ ንኽህልዎም ዘኽእል ከምዝኾነ እቲ መገዲ ኣየር ገሊፁ፡፡ ናብ ኣንጎላ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዓውዲ ጥዕና ንምዕዋት ስፔን ትገብሮ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝሓዘቶ ትልሚ ንኽዕወት ስፔን ትገብሮ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ጉይሌርሞ ኣንቶኒዮ ሎፔዝ ማክሊላን ኣረጋጊፆም። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ኣምባሳደር ጉይሌርሞ ኣንቶኒዮ…

ባቦጋያ ኣካዳሚ ዘሰለጠኖም ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባቦጋያ ኣካዳሚ ማሪታይም ባሕር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ዘሰለጠኖም ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣመሪቑ፡፡ እቶም ተመረቕቲ ኣብ እዋን ስልጠነኦም÷ ካብ መርከብ ዝለዓል ባርዕ ሓዊ ብኸመይ ምክልኻል ከምዝከኣልን እንተተላዒሉ ድማ ጉድኣት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ቁፅፅርን ምምሕዳርን ክራይ መንበሪ ገዛ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ቁፅፅርን ምምሕዳርን ክራይ መንበሪ ገዛ ብምምርማር ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 19 ስሩዕ ኣኼባ÷ ነነቲ ኣዋጅ ብሰለስተ ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂን ኣፅዲቑዎ፡፡ መሰል ምርካብ መንበሪ…

ኩባንያ ሲኢኢሲ ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢነርጂ ኢንጂነሪንግ ኮርፖሬሽን(ሲኢኢሲ) ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣክሊሉ ታደሰ፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘለዉ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ሊሳ ሮሰን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘለዉ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዑደት ኣካይደን። ኣብቲ ዑደት፥ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ገመድ ፕላስቲክ ዘፍሪ “ኣሁን ኢንጂነሪንግ” ን ጨርቃመርቂን ኣልባሳትን “ኤ ቲ ኤ ም”ን…

ህዝቢ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ጉዕዞ ብልፅግና ኣብ ጥንኩር መሰረት እናተሃነፀ ምዃኑ ዘረጋግፅ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ጉዕዞ ብልፅግና ኣብ ጥንኩር መሰረት እናተሃነፀ ምዃኑ ዘረጋግፅ ከምዝኾነ ርእሰ ምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምሕዳር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ሎሚ መዓለቲ ዝተኻደ ህዝባዊ…

እቲ ሃገራዊ ለውጢ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብቕኑዕ ኣንፈት ንክካየድ ገይሩ ኢዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፤ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ሃገራዊ ለውጢ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘጋጠምዎ ፀገማት ብምእራም ህንፀቱ ብቕኑዕ ኣንፈት ንክካየድ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ማሕለኻታት ናብ ዕድል ብምቕያር ብዙሓት ዓወታት ተጎናፂፍና – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፤ 24 መጋቢት፣2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ኣእላፍ ፈተናታት ቃልና ተግቢርና ንውድቀት ዝተዘርግሑ ማሕለኻት ናብ ዕድል ብምቕያር ብዙሓት ዓወታት ተጎናፂፍና ኢና ክብሉ ሚነሲትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር÷ “እንኳዕ ንሻድሻይ ዓመት ሓዱሽ…

ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መዘከርታ ዝተሰናደአ ቴምብር ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መዘከርታ ዝተሰናደአ ቴምብር ተመሪቑ። ህንፀት ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተጀመረሉ መበል 13 ዓመት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ብሓድነት ክኢልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር…