Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ዕዳጋ ነዋይ ሰነደ መዋዕለ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካፒታል ኣተኣኻኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ነዋይ ሰነደ መዋዕለ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካፒታል ኣተኣኻኺቡ። ብመሰረት እዚ ከይዲ ምትእኽኻብ ካፒታሉ ምዝዛሙ ስዒቡ ሎሚ መግለፂ ሂቡ። እቲ ትካል፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ናይሮቢን ለንደንን ኣብ ዝተገበሩ ሰብ ሃፍቲ ናይ ምእማን…

ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ምሕላፉ ኮሚሽን ፖሊስን ቢሮ ትራንስፖርትን ልምዓት መገዲን እቲ ክልል ኣፍሊጦም። ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ዳይሬክተር ክፍሊ ትራፊክ ኮማንደር ከበደ ኬኔራ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሓደጋ…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ስርዓት ተሓታትነት ኣፈፃፅማ ክትግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቀፃሊ ዓመት ጀሚሩ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ፅሬት ንምምፃእ ዝሕግዝ ስርዓት ተሓታትነት ኣፈፃፅማ ተግባራዊ ከምዝግበር ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ምምሕዳርን መሰረተ ልምዓትን ሰለሞን ኣብርሃ (ዶ/ር)÷ ፍኖተ…

ኢትዮጵያን ፑንትላንድን ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፑንትላንድን ዘለወን ኩለመዳይ ርክብ ንምምሕያሽ ከምዝተስማዕምዓ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ ፑንትላንድ ሚኒስቴር ገንዘብ ሞሃመድ ፋራህ ሞሃመድ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወርሒ ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ንልዕሊ 27 ሺሕ ነበርቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወርሒ ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ንልዕሊ 27 ሺሕ ነበርቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ከምዝተጀመረ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣበ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ውሳነታት አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 28 ስሩ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት አሕሊፉ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ እቲ ቤት ምኽሪ ኣቀዲሙ ዝተዛተየ ኣብ ናይ ማእኸላይ ዘበን 2017-2021 ማክሮ ኢኮኖሚን ፊሲካል…

መራኸብቲ ሓፋሽ ሃገራዊ ረብሓን ሓድነትን ኣብ ምጥንኻር ኩለመዳይ ሓላፍነት ኣለዎም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሃገራዊ ረብሓ ኣብ ምሕላውን ሓድነት ዜጋታት ኣብ ምጥንኻርን ኩለመዳይ ሓላፍነት ከምለዎም ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ብሄራዊ ረብሓን ሙያዊ ጋዜጠኝነትን ጠሚቱ ንሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ስልጠና እናሃበ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መተኣናገዲ ዓማዊል ኤርፖርት ጂንካ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ጂንካ ኤርፖርት ዘህነፆ ዘበናዊ መተኣናገዲ ዓማዊል (ተርሚናል) የመርቕ ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፣ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው…

ኣብ ታይዋን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወት 4 ሰባት እንትሓልፍ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታይዋን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወት 4 ሰባት እንትሓልፍ 711 ሰባት ናይ ምቑሳል ሓደጋ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣብ ምብራቓዊ ጠረፍ ባሕሪ ታይዋን÷ ብኣቆፃፅራ ሰዓት እቲ ከባቢ ንጉሆ ክልተ ሰዓት ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 5 ዝኾነ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ 5 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ይሰናዳእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዝቕፅል ክረምቲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 5 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ናይ ምስንዳእ ስራሕቲ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኤሊያስ ከድር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበሉዎ÷ ኣብ…