Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ሃላባ ቁሊቶ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ሃላባ ቁሊቶ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ከምዝተረኸቡ ኣብ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ዞባ ሃላባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ ዝሓለፉ…

ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ክልል ሃረሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ክልል ሃረሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ካብቲ ኩሎም ከባቢታት እቲ ክልል ዝተውፃፅኡ ነበርቲ፣ ሓረስቶትን ሰራሕተኛ መንግስቲን ተረኺቦም። እቶም ሰልፈኛታት፥ ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልምዓት ኮሪደር ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልምዓት ኮሪደር ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን መረፃ፤ “ ኣዲስ ኣበባን ከም ስማ ውቅብቲ ዕምበባ ንምግባርን ንነበርታ ምችውቲ ክትከውንን” ንምስራሕ ንህዝቡ ቃል…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ፍቼ ጨምበላላ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል መለወጢ ዘበን ፍቼ ጨምበላላ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን÷ “እቲ በዓል ዘብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣጠናኺና ብሓባር ደው ብምባል…

ክብሪታት ፊቼ ጨምበላላ ንፀገማትና መፍትሒ ብምግባር ክንጥቀመሉ ይግባእ – ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክብሪታት ፊቼ ጨምበላላ ዝኾኑ ዕርቂን ይቅርታን ንፀገማትና መፍትሒ ክንጥቀመሎም ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ድሮ በዓል ፍቼ ጨምበላላ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት እናተኸበረ…

ፀገማት ግልጋሎታትን ምምሕዳርን ብዘላቕነት ንምምሕያሽ ፍሉይ ትኹረት ተዋሂቡ – ም/ቀ/ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገማት ግልጋሎታትን ምምሕዳርን መንግስቲ ብመሰረታዊነትን ዘላቕነትን ንምምሕያሽ ፍሉይ ትኹረት ከምዝተገበረ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ሓለፍቲ ትካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽ ገምጋም  ኣፈፃፅማ ተግባራት መመሓየሺ ተግባራት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ፡፡ በምኽንያት እቲ ሰልፊ ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፍጠር ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርቲ ከምዝዕፀዉ እውን ፖሊስ ኣዲስ…

መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ካብ 28 መጋቢት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ…

ቻይና ኣብ ዓውዲ መፍረዪ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛኦ ዚዩዋን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ክልቲአን ሃገራ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡ ኣይተ መላኩ ኣለበል÷…

ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንሰራዊት ዝረብሕ ወናኒ ራእይ ዝኾነ ትካል ኢዩ- ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንሰራዊት ዝረብሕ ወናኒራእይ ዝኾነ ትካል ኢዩ ክብሉ  ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም። እቲ ሓይሊ ኣየር ብስም ሰራዊት ተጣይሹ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ምስ ዝኣተወ…